Nabra - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

preview_player
Показать описание

OFFICIAL Albums :

An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS

#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic

Lyrics
ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ኪኖ’ቲ እምባ ልዕሊኡ
ኪኖ’ቲ ገደል ትሕቲኡ
ኪኖ’ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ
ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ

ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል
ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣንስ ሞይተ
ተዘይ ታዓዊተ

ወላኳ እንተ ሰኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል
ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብ’ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ
ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ

እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ
እንተ ረኸብኩ ብኢደይ
ተመስገን ኢለ ዝኸይድ
ዝሃበትኒ ሓመደይ
ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ
ክጥዕመኒ’ለ ዘይ ሰግድ
ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ
ዘገም እና’ልኩ ዝኸይድ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን
ዝኣመንኩ ኣሚነ

ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ
ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ
ዒረ ኸለኡ ዝጥምት
ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት

ካብቲ ሓያል ዝሓየለ
ካብቲ ብሱል ዝበሰለ
ብድሕረ ባይታይ ዝልለ
ወዲ እከለ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ
ናብራ ትባሃል
ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ

ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን’ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ
ክቃለሰካ’የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ
እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ
ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ
ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ
ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ

ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ
ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ
ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::

Kiros.meksebalem
Автор

ኣብቲ ንሂወተይ ፈታኒ ዝነበረ ህሞት፣
ንዛ ደርፊ ሰሚዐ
ብዙሕ 'የ ተጸናኒዐ
ኣመና ዉን ሓይለ በርቲዐ
ንናብራ ክቃለሶ በቂዐ።

samueltk
Автор

Men emo kemaka kirosey ተባዕ jigna nskas nbrelna da amet

hermongebremichael
Автор

ኣብቲ ጽንኩር እዋን ፣ኣብቲ ረዳት ዘይብሉ ህሞት ሓላፍነት ስድራ ወሲደ ላዕልን ታሕትን ዝብለሉ ዝነበርኩ ግዜ ፣ ነዛ ደርፊ ዶ ክንብላ ዛንታ ዝኮነት ዜማ ወሊዐ ኤርፎን ኣብ እዝነይ ሰኩዐ ፣ ዳምዳም ይብል ነበርኩ ንናብራ ከመቅር ፣ ምስ ናብራ ይቃለስ ነበርኩ ኪሮሰይ ክሳብ ብህይወት ዘለኩ ከንግሰካ ክነብር እየ ፣ ኣብ ኣስመራ ዳግማይ ኣብ ጎደና ሓርነት ሻሂ ክንሰቲ ክንሕጎስ ዘለኒ ምንዮት ክገልጸልካ ይፈቱ ክከውን እዪ ክኣ ኣብ ህይወትካ ጢዕና ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕካ ይምነየልካ ።

pmfberl
Автор

ኪኖ'ቲ እምባ ልዕሊኡ
ኪኖ'ቲ ገደል ትሕቲኡ
ኪኖ'ቲ ከርተት ናይ ሜዳ
ኪኖ ዘመነ'ካሒዳ
ኩን ዋላ ልዕሊኡ ሓይል
ኣብ ልዕለይ መከራ ጸንብል
ሞይተ'ለኹ ሞ ኣነ
ሞይተ ፡
ተዘይ ተዓዊተ !
💚🖤🙏🏿

mussietn
Автор

Lyrics
ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ኪኖ’ቲ እምባ ልዕሊኡ
ኪኖ’ቲ ገደል ትሕቲኡ
ኪኖ’ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ
ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ

ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል
ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣንስ ሞይተ
ተዘይ ታዓዊተ

ወላኳ እንተ ሰኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል
ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብ’ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ
ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ

እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ
እንተ ረኸብኩ ብኢደይ
ተመስገን ኢለ ዝኸይድ
ዝሃበትኒ ሓመደይ
ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ
ክጥዕመኒ’ለ ዘይ ሰግድ
ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ
ዘገም እና’ልኩ ዝኸይድ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን
ዝኣመንኩ ኣሚነ

ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ
ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ
ዒረ ኸለኡ ዝጥምት
ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት

ካብቲ ሓያል ዝሓየለ
ካብቲ ብሱል ዝበሰለ
ብድሕረ ባይታይ ዝልለ
ወዲ እከለ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ
ናብራ ትባሃል
ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ

ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን’ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ
ክቃለሰካ’የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ
እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ
ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ
ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ
ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ

ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ
ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ
ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ

Sembelawi__neber
Автор

Kirosey

እንተሳኣንኩ ዘይግደይ
እንተረኸብኩ ቢኢደይ
ተመስገን ኢለ ዝኸይድ
ዝሃበትኒ ሓመደይ
ቅኑዕ ዓያዪ ዘይሕንግድ
ክጥዕመኒ ኢለ ዘይሰግድ
ብሓያል ማዕበል ዘይስንብድ
ዘገም እናበልኩ ዝኸይድ
ወላኻ እንተሳኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተኮነ
ተሻቂለ ኣይፈልጥን ዛኣመንኩ ኣሚነ።

ኪሮስ ኣስፍሃ🌷

elilitansangualan
Автор

Welaka t sanku dinay thru entekone teshakile ayfeltn nfetari amine Kiroseyyy shikor

ahmedtom
Автор

Kiros king kab qedem zisemao derftatka. Tizta eyu zigebreley memhrey❤❤❤

atiqedem
Автор

ኪ ሮ ስ ኣንታ ም ግ ቢ ህ ዝ ቢ ስላም ንዓካ ስበይ 👍👍👍

uytebky
Автор

ብሉጽ ኢለ ትራሕ ሱቅ ክብል ምክናቱ ቃላት ከየዉሕደልካ ሞ ከይ ኪሰስ ፋርስ ወት ፋርስ 🎶✏️✅✅✅

filimassawa
Автор

You are only one King lengns of me My Favorit 💚🇪🇷👌🐅

lifeishard
Автор

Tesfa zeykorx eyu zewet amlak msaka ykun keros hawey

rahwatesfaldet
Автор

Moyte alekumo eintezey teawite way nabra Europa fo fo fo

shishiAlexander
Автор

Ne kiros asfha ayfatewon eya nayra hji gn fatayo I love you

eritrawimanesay
Автор

Naqadm derfka aba melso bejak ❤❤❤❤❤❤❤ hagery bhaly

HabenSayimon-mbdl
Автор

Kiros arkey ab Eritrea semnayo derfka my frist artist 🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🙏🙏🙏

melesjorjo
Автор

Nay beyneyyy Nbereley eske klte 50 ❤️❤️❤️❤️

zementekeyrkani
Автор

ኢፍ ፍሬአ ምይ ውኣይ ፍሬአ ምይ ትሜ ናአይ ናበራ ኣኤ ሐምካነኣን ኤኡኦ

ebimahumed
visit shbcf.ru