Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

preview_player
Показать описание

OFFICIAL Albums :

An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS

#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic

Lyrics

መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ
ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ
ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ
ሕፈሪ እስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ
ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ

እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ
እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ
እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ
እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ
እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽብቕቲ
እሞኸ ክስእን ዶ ትግምቲ

ኣቲ ማዓረይ ተሓቚፍኪ ሓጊኺ
ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ
ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ
ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ

መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲሉኪ ውሕልና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና
ግና’ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ የዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ
ልቕልቕቲ መቓብር

መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ
ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ
ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ
ሕፈሪ’ስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ
ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ

እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ
እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ
እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ
እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ
እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽቭቕቲ
እሞኸ ክስእን’ዶ ትግምቲ

ኣቲ ማዓረይ ታሓቚፍኪ ሓጊኺ
ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ
ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ
ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ

መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲልኪ ውሕልና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና
ግና ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊ ኣ ጽብቕቲ
ኣብ ውሽጣ ይዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ
ልቕልቕቲ መቓብር

ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ
ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ
ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ
ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ

ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ
ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ

ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ

ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ
ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ
ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ
ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ

ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ
ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ

ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ

ኖኖ
ኖኖ
እምቢ እምቢ
እምቢ እምቢ

ኖኖ ኣይከውን’ዩ
ኖኖ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ኣይርእይ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር እየ ንዓኪ ኪሮሰይ እኮ ግጥሚ ዝክእለካ የለን።

lov
Автор

መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ
ሕጊ ኣለዎ'ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ
ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ
ሕፈሪ እስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ
ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር'የ ንዓኺ

እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ
እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ
እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ
እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ
እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽብቕቲ
እሞኸ ክስእን ዶ ትግምቲ

ኣቲ ማዓረይ ተሓቚፍኪ ሓጊኺ
ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ
ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ
ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ

መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲሉኪ ውሕልና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና
ግና'ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ የዕጽምቲ ኢኺ'ስኺ
ልቕልቕቲ መቓብር

መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ
ሕጊ ኣለዎ'ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ
ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ
ሕፈሪ'ስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ
ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር'የ ንዓኺ

እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ
እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ
እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ
እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ
እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽቭቕቲ
እሞኸ ክስእን'ዶ ትግምቲ

ኣቲ ማዓረይ ታሓቚፍኪ ሓጊኺ
ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ
ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ
ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ

መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲልኪ ውሕልና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና
መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና
ግና ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊ ኣ ጽብቕቲ
ኣብ ውሽጣ ይዕጽምቲ ኢኺ'ስኺ
ልቕልቕቲ መቓብር

ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ
ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ
ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ
ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ

ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ
ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ

ኖኖ ኣይከውን'ዩ
ኖኖ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ

ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ
ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ
ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ
ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ

ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ
ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ

ኖኖ ኣይከውን'ዩ
ኖኖ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ
ኖኖ ኣይከውን'ዩ
ኖኖ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ

ኖኖ
ኖኖ
እምቢ እምቢ
እምቢ እምቢ

ኖኖ ኣይከውን'ዩ
ኖኖ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ
እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ

Kiros.meksebalem
Автор

ሰላም ከያ ክሮስ ኣስፈሃ የቀነልና ጥዕምቲ ናይ ትግርኛ ደርፊ 🖤❤️✅✅

ariamemun
Автор

"ብዘይ ሕልና ትነብር
ደጊኣ ጽብቕቲ
ኣብ ውሽጣ'ዕጽምቲ
ልቕልቕቲ መቕብር"
*ግጥሚ* 🔥

mussietn
Автор

0:23
መን ኣቢልኪ ደኣ ጓለይ
ድላይኪ ትመርጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ....
ሕጊ ኣሎዎ'ኮ ንፍቕሪ
እምነት'ዩ
ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኺስ
ናፊቐካ ድማ ትብሊ
ሕፈሪ'ስከ ፡ኣይትድገምዮ በጃኺ
ኣይርእይ ኣይሰምዕ
ሄለን ከለር'የ ንዓኺ 🔥🤝

mussietn
Автор

King is king Kiros Number one 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

biniam
Автор

ኣብ ስደት ወጽዩ ምንባር ኣይድገምን'ዩ ኢሉ ምስ ደረፈ ደርፊ ክገድፎ ነይርዎ ትብሉ ❤❤❤ ኣብዚኣ ላይክ ግበሩ

mosshaile
Автор

Kirosey Ma 👑❤️💎 Nice Music 🎵 I love it’

yohanahagos
Автор

Kiyatey ye lbe ngus nbereley eske jegnaye wudue artist eika leay👌😘😘😘😘😘

mdmm
Автор

ኪሮሳ ናይ ቁልዕነትና ዘዕበየና ደርፊ ቀደም ኪሮሳ ጥዑም ድሃይ ❤❤❤🎉🎉🎉

Habenasgedom
Автор

ሰሚዔ ዘይ መንዋ ኣብ ሂወተይ ዘይሃስስ ለውጥን ዝክርን ዘልዋ"((( ናብራ🔗♥️🦁🏆👌🕊👈"")ኪሮሰይይይ ኣብ ውጽዕ ህዝቢ ስንቂ ናይዚ ብዱል ወለዶ" i, love you morr + forever!!

wazemafkri
Автор

Kiros Asfaha Asili Edmen tenan yhabka Fetari

henokmichael
Автор

Kirosey jigna kab mejemriA ksab mewedata ab gonka aleku, natka hmak kxawer aydelin eye

ነብስላዶ
Автор

ኣሓ ኪሮስ ጅግና እንታይ ዩ ዝክውን ዞሎ እዚ ህዝቢ ካብ ሓቂ ይሃድም ኣሎ እዚ ዝመስል ድትፊ ፎ ሸለል ኢልካ ይሕልፍ

ሂወትሓጻርያ
Автор

Ahhh mza derfi tzekro aleni kseb hji eye, zeymenwa 7 kfli edatemharku nfelema gzie afqre niere semia eye zmnaw muluemalti ysema niere hades eya niera kikeyyyy nbereley

Natnaelgebrhiwet
Автор

ኣብ ደስ ዝበለኪ ትምጺ
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ፡
ሎሚየ ዘስተማቀርክዋ ነዛ ደርፊ ኣብ ነብሰይ ምስ ኣጋጠመት😂

yadel-karneshim
Автор

ስሓቃ ጥራይ 😅😅ኪሮሰይ ምስካለኦት ክትጋማጥል ቀንያሲ ሕጂ ተታዕሰ ኣይትሓዘለይ ትብል ኣይከውንን ኢዩ በላ

Kiros.meksebalem
Автор

Kirosey king ❤❤❤❤❤❤❤❤of king ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

SenaitTadess-kbee
Автор

Yebal getmi kiros kedeam entey emo hji kale koynka kiros adgi

samuelyeabyo