Tsigenay - Mekseb Alem (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

preview_player
Показать описание

OFFICIAL Albums :

An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS

#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic

Lyrics

ጽጌናይ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ

ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ

ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ

እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ

ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ

ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ

ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎ

ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ

ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ

ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ

እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ

ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ

ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ

ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ

ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ

ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ

ኤ... ሀ...

ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ

ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ

እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ

ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ

ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ

ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ

ኤ... ሀ...

ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ

ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ

እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ

ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ

ተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ

ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ

ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ

ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ

ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ተስፋኣ መንእሰያት ኪሮሰይ love from wadi Maine 💜 Amlak edeman tenann yehabaka

mblovergym
Автор

ምስዛ ደርፊ ብዙሕ ዘርዚርካ ዘይውዳእ ዝኽሪ ዩ ዘለኒ" ❤️

Adalalpha
Автор

መዓር ፅጌናይ ዝኾነት ደርፊ 💚🖤
ብናፍቖትካ'ምበር ክመውት'ለ ኪሮሠይ

mussietn
Автор

ጽጌናይ

ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ

ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ

ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ

እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ

ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ

ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ

ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎ

ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ

ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ

ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ

ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ

እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ

ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ

ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ

ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ

ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ

ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ

ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ

ኤ... ሀ...

ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ

ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ

እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ

ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ

ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ

ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ

ኤ... ሀ...

ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ

ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ

እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ

ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ

ተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ

ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ

ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ

ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ

ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ

Kiros.meksebalem
Автор

Kiros jigna ika itom zixrfka zelwu mestredom kitasu iyom nska gin kexlo ❤❤

aronbeletsom
Автор

እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ

ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ

ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ

ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ

ፋርሰይ ጎይታ ጥበብ ❤❤❤

dungadunga-fz
Автор

ንስካ ንዓይ ሓወይ ጸገመይ ትነግረለይ መዋጽዕተይ ኣብ ራህዋ መናብርተይ ኢካ ጅግና

tspytspy-tchu
Автор

ጸጌናይ🌻

ጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢ
ተፍታዊተይ ሳሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ ተትርከቢ
ጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢ

ዓይኒ ፍንጃለይ ሳሓቢ ቀልቢ
ከም ልበይ'ኮይንኪ ተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ካልእ እንታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቅርኪ ሰኒቀ ምበጽሓክዎ

ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክክደን ክርውግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ

እዚ'ዉን ቀሊል እዩ ኩሉ ጻዕሪ'ዩ ዋጉኡ
ፍቅርኪ ጥራይ ከቢድ ኣምሳዩ'ኡ
ፍቅርኪ'ዩ ዋጋ ዘይትመን 
ፍቅርኪ'ዩ ፍቃድኪ ዝሓትት ጽጌናይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ
ሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ
ኩንለይ ግዳ ሕጽፈይ
ሑሉበይ ወገነይ ሰበይ
ኩንለይ'እስከ ነዓይ መለይ

ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ
ልበይ ሰፈራ ፍቅረይ ድራራ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦመጋን
ናይ ግልደይ ኩንለይ'እስክድ ነዓይ መለይ

ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኮነሉ 
ዓስቢ ጻዕረይ ስመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክከዉን ኣሃሃይ 
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆሆይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ(2)∆

አሀይ………..

ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲ
ከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲ
ዳህላይ ካይከዉን 
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ 
እቲ'ካ ቀደም ክንላለ
ማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረ
ልበይ ናዓኪ መሰፍቀረ
ከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረ

ሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይ
ጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይ
ቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይ
ርከብ በልኒ ጽጌናይ

ጽጌናይ ተረድእኒ 
ሐራይ በልኒ
ተሓቃቂፍና ንሕለፋ 
ዓለም እንታይ ትርፋ(2)

አሀይ………..

ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲ
ከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲ
ዳህላይ ካይከዉን 
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ 
እቲ'ካ ቀደም ክንላለ
ማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረ
ልበይ ናዓኪ መሰፍቀረ
ከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረ

ሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይ
ጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይ
ቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይ
ርከብ በልኒ ጽጌናይ

ጽጌናይ ተረድእኒ 
ሐራይ በልኒ
ተሓቃቂፍና ንሕለፋ 
ዓለም እንታይ ትርፋ(2)

Kiros asfaha

erimonia
Автор

I love u Kiros ze great!!
Wedi hzbi abo wxuE bmkanka kea zyada fetyeka🤝🤝🤝

berrak
Автор

The king Kiros👑👑💙💙 edmen tnan yhabka. 23/12/2024

halamadrida
Автор

ኣታ እዚ ፈጣሪ ነዓይ ክብል ኢዩ ንኪሮስ ደራፊ ጌርዎ በቅ ግጥምኻ ቁርሰይ ዜማኻ ምስሐይ ኮይኑ ❤❤❤

dungadunga-fz
Автор

Kirosey King bulux demey goyta haki nberley eske 🤴🤝💙💙💙

saronzeru
Автор

ከም ሰብ መጠን ፡
ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ፡
ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ፡
ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ፡
ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኩሉ ፡
ጻዕሪ'ዩ ዋጋኡ
ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ፡
ከቢድ ኣምሳያኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥምት ፡
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት
ጽጌናይ ! 😯

mussietn
Автор

ኪሮሳ ኣቦ ሓቂ ደርፍታትካ ከም መዝሙር ሰሚዕካ ኣይ ፅገቡን 💚💚❤❤❤

ዕባይሩባበለሳ
welcome to shbcf.ru