Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

preview_player
Показать описание

OFFICIAL Albums :

An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS

#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic

Lyrics

ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ
ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ
ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ

ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ
ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ
ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ

ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ

ይብል ኣለኹ ሶንሶለመ
ቃለይ የሕድስ ደጊመ
ሎሚ ሓሊበ ንጽባሕ
ከስትየኪ ጸባ ርግኦ ብራሕ
ህዝብኺ ጥታይ ሙኡዝ ሂወት ይምራሕ
እምበር ኣነስ ኣለኹ ብመስርሕ
ሎሚ ይኹን ጽባሕ

ኣብ ዶባት ለበዋይ ከጽንዕ
ኣብ ማእከል መሬርትኪ ከልምዕ
ብረትን ነዊትን ብማዕረ
ክሕርስ ክቱክስ ክበራረ
ኤረይ ሂወትኪ ክሳብ ዘይማዓረ
ከም ፈረስ ደዊለ ክሓድሬ

ሃገረይ ሃገር ሓላላት
ሃገረይ ሃገር ሰማእታት
ሃገረይ ሃገር ሕውነት
ሃገረይ ሃገር ጅግንነት
ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት

እዛ መሬት እዛ ዘውዲ
እዛ ሃገር እዛ ዓዲ

ወሰን ወሰን ክበብዋ
ኣብ ማእከላ ዕየይዋ

እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

ተሳኒኹም ዕየይዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

እዛ ብሩር እዛ ወርቂ
እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ

ሽማ ሰማይ ከይዓረገ
ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ

ከይትደክም ከይትሕለል
ወላ ሳዓብ ሁወት ክፈል

ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ
ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ

ሃገረይ ሃገር ሓላላት
ሃገረይ ሃገር ሰማእታት
ሃገረይ ሃገር ሕውነት
ሃገተይ ሃገር ጅግንነት
ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት

እሞ ድማ ስለኺ እሞ
እሞ ክንዲ ክንዳኺ እሞ

እሞ ስለ’ቲ ባሕሪ እሞ
እሞ ስለ’ቲ ሕድሪ እሞ

ከመይ ዘይ ሓልፍ
ከመይ ዘይ ብጆ

ሃገር እንዲኺ
ሓለፋ ሃገራት

ጠዋሪተይ ጠዋሪተይ
ሓያም ግራት

ፍቕርኺንድዩ ኣመና ኸቢዱ
ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ

ዓይነይ ሃገር የማዕዱ
ልበይ ሃገር ሰኒዱ

ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር
ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር...

ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር
እናሻዕ ኣብ ውሽጠይ ዝሳወር

ዝብለኒ ማዕረ ዑፍ ተወርወር
ቀጠልያ ክደነኒ ዉፈር

ዝብለኒ ተሰቐል ተሸንከር
ኣበርቲዕካ ዕየ ተመራመር

ዝብለኒ ደምካ ራሃጽካ
ብቕዓትካ ኩለንትናኻ
ውሂዱ ሓድነት ይፍጠር

ገለ ዝዝከር ነገር
ግበረላ ነዛ ሃገር

ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር

ሕውየት ቁጠባ መድሃኒቱ
ብልጽግና ሰላም ሕመረቱ

ሕማም ሃገር

ሰማይኪ ሰሪቡ ሓቒቕ ከይፈሰሰ
ባሕርኺ መሊኡ ሞግስዕ ከይመለሰ
መሬትኪ ሰቢሑ ካዕበት ከይ ተሓፍሰ
ሃገረይ ቀደምኪ ክሳብ ዘይተመልሰ

ኣይክዓርፍንየ ኣበደን
ሕልናይ ፍቓዱይኮነን

ሰማይ ኩኒ ዕረጊ
ወቅብለይ ማዕርጊ

ዕበይሉ እዝ ህዝቢ
ዓለማት ኣዛርቢ

ኩንለይ’ሞ ሰላም
ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ

ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

ሰማይ ኩኒ ዕረጊ
ወቅብለይ ማዕርጊ

ዕበይሉ እዝ ህዝቢ
ዓለማት ኣዛርቢ

ኩንለይ’ሞ ሰላም
ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ

ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

እዛ መሬት እዛ ዘውዲ
እዛ ሃገር እዛ ዓዲ

ወሰን ወሰን ክበብዋ
ኣብ ማእከላ ዕየይዋ

እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

ተሳኒኹም ዕየይዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

እዛ ብሩር እዛ ወርቂ
እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ

ሽማ ሰማይ ከይዓረገ
ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ

ከይትደክም ከይትሕለል
ወላ ሰዓብ ሁወት ክፈል

ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ
ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ንእዛ ሕላይ እዚኣ ብምስማዕ ጥራይ ፡ ፍቕሪ ሃገር እንታይ ምዃኑ ዘይርዳእ ማንም የለን ።
ኪሮስ ኣባኻ ዘለኒ ፍቕሪ ልክዕ ከም እቲ ካብ መንጎ ኣኻውሕ ዝወጽእ ሓቒቕ ዝኾነ ፈልፋሊ ማይ ኢይዩ 💚🖤 ።

mussietn
Автор

መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኩሉ ግዜ ዝሰምዓ ግን ዘይመነዋ ኢድኩም ንላዕሊ👍🏼2023
ሃገረይ ሃገር ሓላላት 🤱
ሃገርይ ሃገር ሰማእታት👨‍✈️
ሃገርይ ሃገር ሕውነት 👨‍👩‍👧‍👧
ሃገርይ ሃገር ጅግንነት👨‍🎓
ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት🏞
ኪሮስ ጎይታ ጥበብ❤❤🎉😮

MusieTV
Автор

በቃ እዛ ደርፊ እንክሰምዓ ዓባይ ሓፍተይ ኢያ ተዘክረኒ ❤❤❤ 24 ሰዓት ኢያ ትሰምዓ ነይራ
thanks kiros habibi

robielabraham
Автор

ኪሮስ ኣቦ መንእሰያት❤🌻
2022 ዝስማዕኩማ እግርኩም ንላዕሊ
👍

angosomyigzaw
Автор

ነዛ ደርፊ ዝገልጽ ቃላት የብለይን።
ህርመት ልበይ ተላዕል ደርፊ ❤

adaldc
Автор

ንኪሮስ ዓጋመ ኢሎም ክጻረፉ ክትርኢ ከለካ ይገርመና ኣሎ፥ ግን እቲ ደስ ዝበለካ ዓጋመ ሰብ ታሪኽን ሰብ ጅግንነት ስለ ዝኮኑ ከኣ ደስ ይብለካ። ኪሮስ ጅግና ንበረልና

jackhenry
Автор

ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ
ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ
ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ

ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ
ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ
ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ

ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ
ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ

ይብል ኣለኹ ሶንሶለመ
ቃለይ የሕድስ ደጊመ
ሎሚ ሓሊበ ንጽባሕ
ከስትየኪ ጸባ ርግኦ ብራሕ
ህዝብኺ ጥታይ ሙኡዝ ሂወት ይምራሕ
እምበር ኣነስ ኣለኹ ብመስርሕ
ሎሚ ይኹን ጽባሕ

ኣብ ዶባት ለበዋይ ከጽንዕ
ኣብ ማእከል መሬርትኪ ከልምዕ
ብረትን ነዊትን ብማዕረ
ክሕርስ ክቱክስ ክበራረ
ኤረይ ሂወትኪ ክሳብ ዘይማዓረ
ከም ፈረስ ደዊለ ክሓድሬ

ሃገረይ ሃገር ሓላላት
ሃገረይ ሃገር ሰማእታት
ሃገረይ ሃገር ሕውነት
ሃገረይ ሃገር ጅግንነት
ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት

እዛ መሬት እዛ ዘውዲ
እዛ ሃገር እዛ ዓዲ

ወሰን ወሰን ክበብዋ
ኣብ ማእከላ ዕየይዋ

እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

ተሳኒኹም ዕየይዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

እዛ ብሩር እዛ ወርቂ
እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ

ሽማ ሰማይ ከይዓረገ
ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ

ከይትደክም ከይትሕለል
ወላ ሳዓብ ሁወት ክፈል

ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ
ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ

ሃገረይ ሃገር ሓላላት
ሃገረይ ሃገር ሰማእታት
ሃገረይ ሃገር ሕውነት
ሃገተይ ሃገር ጅግንነት
ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት

እሞ ድማ ስለኺ እሞ
እሞ ክንዲ ክንዳኺ እሞ

እሞ ስለ'ቲ ባሕሪ እሞ
እሞ ስለ'ቲ ሕድሪ እሞ

ከመይ ዘይ ሓልፍ
ከመይ ዘይ ብጆ

ሃገር እንዲኺ
ሓለፋ ሃገራት

ጠዋሪተይ ጠዋሪተይ
ሓያም ግራት

ፍቕርኺንድዩ ኣመና ኸቢዱ
ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ

ዓይነይ ሃገር የማዕዱ
ልበይ ሃገር ሰኒዱ

ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር
ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር...

ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር
እናሻዕ ኣብ ውሽጠይ ዝሳወር

ዝብለኒ ማዕረ ዑፍ ተወርወር
ቀጠልያ ክደነኒ ዉፈር

ዝብለኒ ተሰቐል ተሸንከር
ኣበርቲዕካ ዕየ ተመራመር

ዝብለኒ ደምካ ራሃጽካ
ብቕዓትካ ኩለንትናኻ
ውሂዱ ሓድነት ይፍጠር

ገለ ዝዝከር ነገር
ግበረላ ነዛ ሃገር

ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር

ሕውየት ቁጠባ መድሃኒቱ
ብልጽግና ሰላም ሕመረቱ

ሕማም ሃገር

ሰማይኪ ሰሪቡ ሓቒቕ ከይፈሰሰ
ባሕርኺ መሊኡ ሞግስዕ ከይመለሰ
መሬትኪ ሰቢሑ ካዕበት ከይ ተሓፍሰ
ሃገረይ ቀደምኪ ክሳብ ዘይተመልሰ

ኣይክዓርፍንየ ኣበደን
ሕልናይ ፍቓዱይኮነን

ሰማይ ኩኒ ዕረጊ
ወቅብለይ ማዕርጊ

ዕበይሉ እዝ ህዝቢ
ዓለማት ኣዛርቢ

ኩንለይ'ሞ ሰላም
ኩንለይ'ሞ ፍቕሪ

ባርኽዮ'ቲ ባሕሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

ሰማይ ኩኒ ዕረጊ
ወቅብለይ ማዕርጊ

ዕበይሉ እዝ ህዝቢ
ዓለማት ኣዛርቢ

ኩንለይ'ሞ ሰላም
ኩንለይ'ሞ ፍቕሪ

ባርኽዮ'ቲ ባሕሪ
ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

ልዕሊ ኹለን ሕደሪ

እዛ መሬት እዛ ዘውዲ
እዛ ሃገር እዛ ዓዲ

ወሰን ወሰን ክበብዋ
ኣብ ማእከላ ዕየይዋ

እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

ተሳኒኹም ዕየይዋ
ገነት ኤደን ኣምስልዋ

እዛ ብሩር እዛ ወርቂ
እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ

ሽማ ሰማይ ከይዓረገ
ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ

ከይትደክም ከይትሕለል
ወላ ሰዓብ ሁወት ክፈል

ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ
ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ

Kiros.meksebalem
Автор

Still in 2024 hits me deep down what a song kiros. Love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

mdentertainment
Автор

ብዘይ ቀልዓለም ብልጽቲ ሃገራዊት ደርፊ ክሳብ 2023 ዝሰምዓ አስከ መንሸለይ😍

samiti
Автор

ኪሮስሰይይይይይ ኣሕሕሕሕ ከምዚ ናተይ ገሩ ዝፈትወካስ ኣሎዶ ይከዊን

eritreawalta
Автор

Kirosey king naka zxerif enber msaka kwdader zkil fixum yelen

hermongebremichael
Автор

ኪሮሰይ ተዘካሪ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ እሞ ኣብ ሂወተይ ምሉእ ክትኮነለይ በጃኻ ተመርዒኻ ውላድካ ክርኢ ይደሊ ኣሎኹ ናተይ ኪረሳዊ ፈታዊ ሓቂ

onelove-fdhs
Автор

ኣነስ በቃ ካብ ልበይ ዘይትወጽአ ኮንካ ኪሮሰይ ገለ ደርፍቲ ይፈትዎምየ አሞ ንዓኻ ግን ብፍሉይ ፡ገለ ሰባት ክጻረፉኻ ክርኢ ከለኹ ከም ኣብ ነብሰይ ዝወርድ ዘሎ ንዓይ ይስማዓኒ ብኣኻ ዝመጻኒ ኣይፈቱን ኣብ ገጽካ ዘንብቦ ገለ ስሚዒታት ኣሎ ሓልዮት ፍቕሪ መንአሰይ ፍቕሪ ሃገር ትብሎ ኩሉ ብቕንዕናዩ ዝርድኣኒ ።ኣምላኽ ቅንዕናኻ ይርኣየልካ ኣሞና ኣይትገራህ ከም ለበዋ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብካ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ግድን ትሕጎሰላን ፍረ ጻዕርኻ ትረኽበላን ዘኽብረካ ዓቢ ሓወይ ኪሮስ ኣስፍሃ!!

abiase
Автор

ኪሮሰ ጅግና ኣቦ ሓቂ ነዛ ደርፈ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ኣቦ መንእሰያት ኪሮሰይ ተዘካሪ ሰራሕ

MedhanieSegen
Автор

derefti yfeto eye mo aykemakan gnka kxerfuka kriom keleku ab nebsey gele Yasmani

kibromberahi
Автор

እልፊ ቀይሕ መይሕ ጨርቀ መርቂ ባንዴራ ሒዞም ተደረፉ ሃገራውያን ኮይኖም ዝስምዖም ኣለው ክክክክ ኪንግ ኪሮስ

ደቀባትትግርኛ
Автор

ዋውውው ሚኪ ብሉጽ ሙዚቃ ከምዚ ዓይነት ሕዝካ ምጽኣና ብሕጂ

mikihabitegergsh
Автор

ናይ ሃገር ከምዚኣ
ናይ ፍቕሪ ድማ ከም "መኽሰብ ዓለም"
የለን የለን
ኣይርከብን ።

mussietn
Автор

ስሌኺ ክንድዚ ዝምእዝ ጣዕመ-ዜማ ብምዝያሙ
ኣብ ልዕሌኺ ክንድዚ ዝኣክል ፍቕሪ ብምምጣዉ
ኣባኺ ክንድዚ ዝኣክል ሠናይ ትምኒት ብምምናዩ
"ኣመስግንዮ"
ሓደራ
ሓደራ
ሓደራ
💚🖤

mussietn
Автор

እሞ ድማ ስለኪ
እዛ ደርፊ ሚለን ዘይኣተወት ኣተኣሓሳሲብኒ
ካብ ደርፊ ክትብላ ሃገራዊ መዝሙር ክትብላ ትቐርብ
ሙዚቃ ድዩ ዘስተማቅር ተሳኢኑ እንድዒ
ብዝኮነ ሸር, ሳብስክራይብ በብወገና, ስነጥበባዊ ኪሮስ ኣስፍሃ እዚኣ ከም ሓወልቲያ ተዘካሪት, ዕድመ ጥዕናን ንህዝቢ ኤርትራ

mulugetaandetsen