Kiros Asfaha - Kefqraye Gena (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

preview_player
Показать описание

OFFICIAL Albums :

An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS

#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic

Lyrics

ይፈትዋ እምበር የፍቅራ እምበር
ይኾነላ ኩሉ ነገር

ንኽትፍተዉ ኢሉ ንኽትፍቀር
ሰሪሕዋ’ንድዩ እዝጊ ብዘይ ኣበር

ትሕትነኣ ልበይ ምስ ቀብአ
ቁመናኣ ዓይነይ ምስ መለአ

መዓስ ደንጔ መዓስ’ከ ሰጊአ
ሸበድበድ ኢለ’ዴ ኢድ ነሲአ

ዛ’ኸም ልበይ ወርቃዊት ጽሩራ
የፍቅራ’ምበር ከመይ ዘየፍቅራ

ሰምሃር’ያ እምበር ሙኡዝ’ዩ ሽታኣ
ትዕግስቲ’ያ ዓቦ ልቦናኣ

ልዋም እምበር ለይቲ ዝድረራ
ዋሓዚት’ያ ጃሕጃሕ ዝብል ፍቕራ

ራሄል’ያ እምበር ዘይብላ ኣበሳ
ኤልሳቤት’ያ ጸጋ ዝፈሰሳ

ኣስቴር እምበር ንጉስ ዝሞገሳ
ሳምራዊት’ያ እምነት ዝፈወሳ

ሜሪ’ያ እምበር ሜሪ ጽዕዳ ልባ
መርሃዊት’ያ መላኺት ጸበባ
ሰገን እምበር ሰለል ኣሳጉማ
ሚካል’ያ እኮ ዳዊት ተሰለማ

ከኽብራ’የ ፈጺመ ከኽብራ
ወወፊረ ልዕሊ ሰብ ክገብራ

ሓባቢለ ከረስርሶ ልባ
ከይሰልከኹ ፍቕሪ ክምግባ

ኣደልዲለ ኣብ ልበይ ክነድቃ
ኣደ ደቀይ ክገብራ’የ በቃ

በቃ በቃ በቃ
ኦ...ሆ...ኣሃ...

የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ
ከፍቅራ’የ ጌና ክነብር’የ ምስኣ
የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ
ከፍቅራ’የ ጌና ክነብር’የ ምስኣ

ይፈትዋ’ምበር የፍቅራ’ምበር
ይኾነላ ኩሉ ነገር

ንኽትፍተዉ ኢሉ ንኽትፍቀር
ሰሪሕዋ እንድዩ እዝጊ ብዘይ ኣበር

ትሕትነኣ ልበይ ምስ ቀብአ
ቁመናኣ ዓይነይ ምስ መለአ

መዓስ ደንጔ መዓስ’ከ ሰጊአ
ሸበድበድ ኢለ’ዴ ኢድ ነሲአ

ዛ’ኸም ልበይ ወርቃዊት ጽሩራ
የፍቅራ’ምበር ከመይ ዘየፍቅራ

ኤደን’ያ እምበር መሳጢ ትርኢታ
ንግስቲ’ያ ኣኽሊል ሕላገታ

ትምኒት’ምበር ወትሩ ዝምነያ
ዮርዳኖስ’ያ ተቐደሰ ማያ

ሰላም’ያ እምበር ዋሃቢት ሰላመይ
ሰናይት’ያ መሰነይታ ዕድመይ

ሄለን’ምበር ዝመላኣ ግርማ
ዮርሳሌም’ያ እናሻዕ ዝስዕማ

ሂወት’ያ እምበር ንስጋ ዘቖመት
ፍዮሪ’ያ መሬት ዝሰለመት

እልልታ’ምበር እልልል ትብለለይ
ትርሓስ’ያ እሞ ኣሜን ትርሓሰለይ

ከኽብራ’የ ፈጺመ ከኽብራ
ወወፊረ ልዕሊ ሰብ ክገብራ

ሓባቢለ ከረስርሶ ልባ
ከይሰልከኹ ፍቕሪ ክምግባ

ኣደልዲለ ኣብ ልበይ ክነድቃ
ኣደ ደቀይ ክገብራየ በቃ

በቃ በቃ በቃ
ኦ...ሆ...ኣሃ...

የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ
ከፍቅራ’የ ገና ክነብር’የ ምስኣ
የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ
ከፍቅራ’የ ገና ክነብር’የ ምስኣ
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

(ከፍቅራ የ ጌና)

ይፈትዋ እበር የፍክራ እበር
ይኾነላ ኩሉ ነገር ንኽትፍተው
ኢሉ ንክትፍቀር ሰሪሕዋ እንድዩ
እዝጊ ብዘይ ኣበር
ትሕትናኣ ልበይ ምስ ቀበአ
ቁመናኣ ዓይነይ ምስ መለአ
ማዓስ ደንጉየ ማስከ ሰጊአ
ሸበድበድቪለ እንድየ ኢድ ነሲአ
እዛ ከም ልበይ ወርቃዊት ጽሩራ
የፍቅራ እምበር ከመይ ዘየፍቅራ

ሰምሃር ያ እምበር ሙኡዝዩ ሽታኣ
ትዕግስቲ ያ ዓቢ ልቦናኣ
ልዋም እምበር ለይቲ ዝድረራ
ዋሓዚት ያ ጃሕ ጃሕ ዝብል ፍቕራ
ራሄል ያ እምበር ዘይብላ ኣበሳ
ኤልሳቤጥ የ ጸጋ ዝፈሰሳ
ኣስቴር እምበር ንጉስ ዝመጎሳ
ሳምራዊት ያ እምነት ዝፈወሳ
ሜሪ ያ እምበት ሜሪ ጻዕዳ ልባ
መርሃዊት ያ መላኺት ጸበባ
ሰገን እምበር ሰለል ኣሳጉማ
ምካል ያ ኮ ዳዊት ተሰለማ

ከኽብራ የ ፈጺመ ከኽብራ
ወወፊረ ልዕሊ ሰብ ክገብራ
ሓባቢለ ከረስርሶ ልባ
ካይ ሰልከኹ ፍቕሪ ክምግባ
ኣደልዲለ ኣብ ልበይ ክነድቃ
ኣደደቀይ ክገብራየ በቃ በቃ
በቃ በቃ...ሆ.ሆ.ሆ

ከፍቅራ ጥራይ ዘይኮ ከፍቅራየ ጌና
ክነብር የ ምስኣ(2)

ኤደን ያ እበር መሳጢ ትሪኢታ
ንግስቲ ያ ኣኽሊል ሕላገታ
ትምኒት እምበር ወትሩ ዝምነያ
የርዳኖስ ያ ተቐደሰ ሰማያ
ሰላም ያ እበር ዋሃቢት ሰላመይ
ሰናይት ያ መሰነይታ ዕድመይ
ሄለን እምበር ዝመልኣ ግርማ
ዮሩሳሌም ያ ነናሻዕ ዝስዕማ
ሂወት እበር ንስጋኣ ዘቖመት
ፍዮሪ ያ መሬት ዝሰለመት
እልልታ እበር እልል ትበለለይ
ትርሓስ ያ ሞ ኣሜን ትርሓሰለይ

ከኽብራየ ፈጺመ ከኽብራ ወወፊረ
ልዕሊ ሰብ ክገብራ ሓባቢለ ከረስርሶ ልባ
ካይሰልከኹ ፍቕሪ ክምግባ ኣደልዲለ
ኣብልበይ ክነድቃ ኣደ ደቀይ ክገብራ የ በቃ
በቃ ፡ በቃ

efremgoytom
Автор

ከፍቅራ'የ ጌና
ይፈትዋ እምበር የፍቅራ እምበር
ይኾነላ ኩሉ ነገር

ንኽትፍተዉ ኢሉ ንኽትፍቀር
ሰሪሕዋ'ንድዩ እዝጊ ብዘይ ኣበር

ትሕትነኣ ልበይ ምስ ቀብአ
ቁመናኣ ዓይነይ ምስ መለአ

መዓስ ደንጔ መዓስ'ከ ሰጊአ
ሸበድበድ ኢለ'ዴ ኢድ ነሲአ

ዛ'ኸም ልበይ ወርቃዊት ጽሩራ
የፍቅራ'ምበር ከመይ ዘየፍቅራ

ሰምሃርያ'ምበር ሙኡዝ'ዩ ሽታኣ
ትዕግስቲ'ያ ዓቦ ልቦናኣ

ልዋም'ምበር ለይቲ ዝድረራ
ዋሓዚት'ያ ጃሕጃሕ ዝብል ፍቕራ

ራሄል'ያ እምበር ዘይብላ ኣበሳ
ኤልሳቤት'ያ ጸጋ ዝፈሰሳ

ኣስቴር እምበር ንጉስ ዝሞገሳ
ሳምራዊት'ያ እምነት ዝፈወሳ

ሜሪ'ያ እምበር ሜሪ ጽዕዳ ልባ
መርሃዊት'ያ መላኺት ጸበባ
ሰገን'ምበር ሰለል ኣሳጉማ
ሚካል'ያ እኮ ዳዊት ተሰለማ

ከኽብራ'የ ፈጺመ ከኽብራ
ወወፊረ ልዕሊሰብ ክገብራ

ሓባቢለ ከረስርሶ ልባ
ከይሰልከኹ ፍቕሪ ክምግባ

ኣደልዲለ ኣብ ልበይ ክነድቃ
ኣደ ደቀይ ክገብራ'የ በቃ

በቃ በቃ በቃ
ኦ... ሆ... ኣሃ...

የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ ከፍቅራ'የ ጌና ክነብር'የ ምስኣ
የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ ከፍቅራ'የ ጌና ክነብር'የ ምስኣ

ይፈትዋ'ምበር የፍቅራ'ምበር
ይኾነላ ኩሉ ነገር

ንኽትፍተዉ ኢሉ ንኽትፍቀር
ሰሪሕዋ'ንድዩ እዝጊ ብዘይ ኣበር

ትሕትነኣ ልበይ ምስ ቀብአ
ቁመናኣ ዓይነይ ምስ መለአ

መዓስ ደንጔ መዓስ'ከ ሰጊአ
ሸበድበድ ኢለ'ዴ ኢድ ነሲአ

ዛ'ኸም ልበይ ወርቃዊት ጽሩራ
የፍቅራ'ምበር ከመይ ዘየፍቅራ

ኤደን'ያ እምበር መሳጢ ትርኢታ
ንግስቲ'ያ ኣኽሊል ሕላገታ

ትምኒት'ምበር ወትሩ ዝምነያ
ዮርዳኖስ'ያ ተቐደሰ ማያ

ሰላም'ያ እምበር ዋሃቢት ሰላመይ
ሰናይት'ያ መሰነይታ ዕድመይ

ሄለን'ምበር ዝመላኣ ግርማ
ዮርሳሌም'ያ እናሻዕ ዝስዕማ

ሂወት'ያ እምበር ንስጋ ዘቖመት
ፍዮሪ'ያ መሬት ዝሰለመት

እልልታ'ምበር እልልል ትብለለይ
ትርሓስ'ያ እሞ ኣሜን ትርሓሰለይ

ከኽብራ'የ ፈጺመ ከኽብራ
ወወፊረ ልዕሊ ሰብ ክገብራ

ሓባቢለ ከረስርሶ ልባ
ከይሰልከኹ ፍቕሪ ክምግባ

ኣደልዲለ ኣብ ልበይ ክነድቃ
ኣደ ደቀይ ክገብራየ በቃ

በቃ በቃ በቃ
ኦ... ሆ... ኣሃ...

የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ ከፍቅራ'የ ገና ክነብር'የ ምስኣ
የፍቅራ ጥራይ ዘይኮነስ ከፍቅራ'የ ገና ክነብር'የ ምስኣ ❤❤❤❤❤😢🎉

Kiros.meksebalem
Автор

aye ewe kayro ezi derfi ezi kdref kelo kemey nerna ab fkri💞💞💞💞💞💘💘💘

ሰብዩመኽሰብ-ጸሸ
Автор

የፍቅረካ ጥራይ ዘይኾነ ከፍቅረካየ ገና ኪሮሰይ ፈታዊ ሓቂ 👑💎❤️ ::

yohanahagos
Автор

ቢንጎ 1ደ ሚልዮን በጺሓ !
ፍርቁ'ኳ ባዕለይ'የ ሰሚዔዮ

mussietn
Автор

Kieosey Yene jigna kulu derftatka 🔝❤️❤️

luameyob
Автор

Kirosey Ksabn mewedaetan tezezta lbi zenekank 💫 🌟 i love ❤️

gangiboss
Автор

ኪሮሰይ ጅግና ከመይ ዲና ንፈትወካ ተጋሩ ኣሕዋትካ💋❤🌻🌹🌷🌻🌹🌷🌻🌄🙏

ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
Автор

Kirosawi King ❤❤❤❤❤ I love you the music 🎶 ❤ ♥

medhanieande
Автор

Yefkreka tray zeykone kefkteka ye gena kirosry jigna abo haki 💘

hilnahaile
Автор

ናይ ኺሮስ ኩላህና እናሰማዕና ሸር ክኣ ንበሎ ሚሎናት ነብጻሓዮ ይርድኣኒ ኢዩ ምዚ ዘሎ ኩነታት ገለ ገለ ሰባት ከምትጸልእዎ ግን እንታይ ይገበር ኪሮስ ዝብሎ ኩሎ ሓቂ ኢዩ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ባይታ ይርአ ኣሎ ዝገብሮ ዘሎ ወረ ገለኩምሲ ወላ ዓርኩኩም ንክሮስ ዝፈትዎ እንድሕር ኣሎ ደርፊ ናይ ኪሮስ እንተወልዑ ኣታ ኣጥፋኣዮ ኣይተስማዓና ከምትብሉ ንዓይ ስለ ዘጋጠመኒ ኢዩ ህድእ ኢልና ንሕሰብ መን ኢዩ ቁኑዕ ዘሎ ደገፍቲ ህግደፍ ዲዮም ወላስ ነቲ ስርዓት ክእለ ኣሎ ኢሎም ዝኣምኑ ንመርምር የሕዋት❤

Kiros.meksebalem
Автор

Kiros yeak I hope hade mealti kemti nay kedem derfka hanti tfetrelna tkewn
❤️❤️❤️

habenberhane
Автор

waw that's exactly definitly so keep it up please my love brother

banabana
Автор

Tegaru ahwatka btaemi ena nfetweka kirosey jigna❤️💛❤️💛

HappyConchShell-hsqu
Автор

Kirosey abu haqi feqar endika nska dea kemey zeyteqra 💕💕🎶

utb
Автор

I feel happy when i hear this song
I love kiros🥰♥

وتمضيالايام-له
Автор

Kanbere eya measa ewa so kiros king of music really ? Like 10000%%

kamsebeyazalku
Автор

Kirosey arma fqren haqin hilinan eka mo kibri ygbiaka eyu love u

kerewrewyohannes
Автор

የፍቅራ እንበር ዋላ ትኺድ ናብ ጠፈር ተኣምር ፍቅርና ዘኢትነገር ።

wedibalila
Автор

ዋይ ኣነስ ኪሮስ በየን ከም ዝረክበካ ኣይፈልጥን ተረኪበካ ግን ፌንቲ ከምዝኣቱ ሹር እየ

TV-fivf