New tigrina music Aynkorarae by Thomas covered by A.L

preview_player
Показать описание

Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ከመይ ኢኹም እንዳንበብኩም እስከ ምስኣ ድረፉ
ላይ ላላ... ይ ሂሂሂ ሃ... (ይገርም ይገርም) ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም) ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ

ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ

ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም) ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ

በጺሑኒ'ዩ ትማል ንሓውኺ ኣብ ገዛ ብስመይ ጸዊዕክዮ ፍቕሪ'ዶ ዋዛ ነጊረናኒ'የን ሓሊፉ ምስ በላኺ መሓዙትኪ ክትጽበዪ ንዓይ ምህሮ ከም ዝቦኾርኪ ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ... ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ... ንምንታይ ግን ኣቲ ንምንታይ ፍቕሪ ስዒሩኪ እንከሎ ስዒሩኒ ፈትየኪ እንከለኹ ፈቲኽኒ ንምንታይ እሞ ንወጻጻዕ ኣቲ ኣይንገዳዳዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ ላይ ላላ... ይ ሂሂሂ ሃ... (ይገርም ይገርም) ይገርም'ዩ (ይገርም ይገርም) ናተይን ናትክስ (ይገርም ይገርም) ኣብ በበይንና ብፍቕሪ ከም ዘይንሕመስ ፊት ንፊት ክንርአአ እንከለና ክንክውሎ ንደሊ ኣናብስ ይገርም'ዩ ናተይን ናትክስ በጺሑኒ'ዩ ትማል ንሓውኺ ኣብ ገዛ ብስመይ ጸዊዕክዮ ፍቕሪ'ዶ ዋዛ
ነጊረናኒ'የን ሓሊፉ ምስ በላኺ መሓዙትኪ ክትጽበዪ ንዓይ ምህሮ ከም ዝቦኾርኪ ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ...
ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ኣብ በይንኺ ግን ኣይኮነን ንኽገርመኪ ዋላ'ውን እናተረኣኣና ረጊጸኪ እንተሓለፍኩ ናብ ጎደና ከምኡ ኣይኮነን እቲ ውሽጠይ ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ እንቋዕ ኣይትርኢኒ ዝኾኖ ብድሕሬኺ ሰበይ... ንምንታይ ግን ኣቲ ንምንታይ
ፍቕሪ ስዒሩኪ እንከሎ ስዒሩኒ ፈትየኪ እንከለኹ ፈቲኽኒ ንምንታይ እሞ ንወጻጻዕ ኣቲ ኣይንገዳዳዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ በቃ ይኣክል ኣይንኮራራዕ ምኩርራዕ
ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ
ምኩርራዕ ዘምጸኦ እነኹልኪ ኣነ ተገዲዐ ተሰኒፍኪ እስኺ'ውን ሰሚዐ በሊ ከይትማትኢ እመጽእ ኣለኹ ተቢዐ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ ንሰማማዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ቅረብኒ ክቐርበኪ
Musixmach.com

ተ.ሀ
Автор

ኣይንኮራራዕ እወ ጽቡቅ ኣለካ ሶ ቀጽለሉ ይገርም እዩ ናተይን ናትክን ፍቅሪ ስዒሩኒ ከሎ ስዒሩኪ ንምንታይ ግን ንወጻጻዕ …………… i Love ቶማስ ኣላዛር 💗👈

ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
Автор

👌💯 ናይታ flute voice ምስ ምንታይ ኢካ ኣዋሃሂዶካያ ተትነግረኒ ደስምበለኒ?

EphremFenix
Автор

I'm miss tigray tigranes tegre Eritrea lowha and I'm ertaway werasay TDF I'm ageme and, , adey lowha tigray tigranes tegre, , ..

yohannestesfay
Автор

በፂሑኒ "ዩ"ትማል ንሓውኪ ኣብ ገዛ ብስመይ ፀዊዕክዮ ፍቕሪ ዶ ዋዛ ? ኣይንኮራራዕ ኣይንኮራራዕ ♥♥♥♥♥♥♥

ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
Автор

ብጣዕሚ የቐንየልና። ካልእ እውን እባ ከምኡ ጌርካ ስራሕልና፣ ንኣብነት ናይ ሄርሞን ባራኺ።

teddusisu
Автор

Aynkarara tomsey I have remembered something with this music

funnyman
Автор

Ezi, derfi kemxo zkel ማሬ ኦርጋን ክከውን፡ኣለዎ ማኣሙና

hermonhabte
Автор

ጽቡቅ ህርመት ኣሕዋት
ኦርጋን ንኽእል ኢና ብሰንኪ
ባይታ ዝሰኣናዮ ርሒቅናያ ይገርም
እዩ

hiyableomessi
Автор

Nice 👍🏾 and entay sima ezi keyboard 🎹 ka

jaguarb
Автор

Brabo haramay kibretey..gn..kitqxlo ynafqeka
Yfqed ente koynu nay barya .ati qolia niski tisemie do alki tibl kitgabzeni des mibelni haweyata buruk

zenawigebremikael
Автор

Eti singer kemzia geru ayhateman geleaynet keyboard

asamramassawa
Автор

I liked it, but it seems you are just mimicking, coz your finger's motion doesn't seem to be matching with melody itself, sorry i have to tell you what i just observed it from this clip. Hope to see you with real work from you.

halal
join shbcf.ru