Helen Meles - Yiakeleni - New Eritrean Music

preview_player
Показать описание
Produced and Published by ela tv in 2018 one of my Music Video Yiakeleni

ዝኸበርኹም ፍቱዋት ደገፍተይ
ኣብ ዘለኹሞ ብዙሕ ሰላምን ሙሉእ ጥዕናን እንዳ ተመነኹ፡ ክሳብ ሕጂ በብግዚኡ ዘፍረኽዎም ስነ-ጥበባዊ ስራሓተይ ኣብ ዝተፈላለያ ናይ ዩቱብ ቻነላት ክዝርግሕ ጸኒሐ’የ። እንሆ ድማ ሎሚ ሓዳስ ናይ ዩቱብ ቻነል ከፊተ ኣሃዱ ይብል ኣለኹ። ኣብዛ ‘ሄለን መለስ’ እትብል ናይ ውልቀይ ቻነል፡ ገለ ሓደስቲን ፋሕ ኢሉ ኣብ ዩቱብ ዝነበረ ናይ ቀደም ደርፊታተይን በብግዜኡ እንዳጸዓንኩ ናባኹም ከብሎ’የ።
ኣብዛ ቻነል ሳብስክራይብ ክትገብሩ ብኽብሪ ይዕድመኩም።
ምስ ልባዊ ሰላምታ
ድምጻዊት ሄለን መለስ

New Eritrean Music 2021 | Tigrinia Music 2021 | Eritrean Music 2021
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ኣብ 2018 ሰሚዐ ዘይመነክዎ ሕጂ ውን ክሰማዓ ከለኹ ማራ እየ ዝናፍቕ ነቲ ሂወት 09/02/2024 ካብ ሃገረ በልጅም ሄሉ ቆንጆ ጡዑም ድምጻ ❤️❤️

rahwagezana
Автор

ሄሉ ኣርማ ስነ ጥበብ ሃገርና ክሳብ 1000 ዓመት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

abrhams
Автор

እኔ ኢትዮጵያዊት ነኝ ሄለንን እጅግ በጣም ነዉ እምወዳት ሁሌም ሰላምና ፍቅር እመኝልሻለዉ

muluemebetbaines
Автор

ኣነስ እንቋዕ ኤርትራዊ ኾንኩ proud of you helu mekseb alem

nahomdc
Автор

ሔለንዬ እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ዘፈንሽን በጣም ነው የሚያስደስተኝ ከአሜሪካ አድናቂሽ ነኝ

tsigeredabayu
Автор

ዮሃንስ 3 (John)
16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።

trhaskafel
Автор

1ይ ዮሃንስ 2 (1 John)
17፤ ዓለም ትሐልፍ እያ፡ ፍትወታ ኸኣ፡ እቲ ንፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር።

trhaskafel
Автор

ክብርቲ ሄለን ሓፍትና ኣብ መንፈሳውነት ካብዝኣቱ ኣብዚ ሕጂ እዋን ጓይላ ደርፊ ኣኳ ዘይሰምዕ እንተኾንኩ ምሳኻ ዘሎ ሰብ ክርኢ ከሎ ግን ትርኢ ኢኻ፣ሓንቲ ካብተን ዓበይቲን ወራዙን ስነጥበበኛታት ሓገርና ኢኺ እሞ ከምቲ ህብብትን ውርይትን ምዃንኪ እሞ ከ ኣብ ደገ ከለኺ ኣከዳድናኺ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኺ ቀጽልዮ ኣርኣያ ኩንየን ነዘን ሓፍ ከይበላ ኣካላተን ዘይሽፍን ክዳን ዝኽደና ስነጥበባውያን ሃገርና ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘማሪት ኮንኪ ክርእየኪ ተስፋ ኣሎኒ ኣምላኽ ዝሰኣኖ የለን

heluabrha
Автор

ሄለን እጅግ በጣም አድናቂሽ ነኝ ሁሌም ሰላምና ፍቅር እመኝልሻለሁ

assefatube
Автор

ኤርትራውያን ሙቼ ነው የምወዳቹህ I Love you Eritrea's🇪🇷 people and music ❤

Fasiltessema-uykg
Автор

ኢትዮጂያዊ ነኝ ግን።ሄለን።በጣም።ነው የምወዳት በአጠላይ ኤርትራዊኖኖች ውድድድድድድ ሳላቀው ዘፈኑዋን እ
ሰመዋለሁ በጣም።❤❤❤❤❤❤

saras
Автор

ሔሉ ሽኮር ምስ አዚና ነኽብሮን ንፈትዎን ቴዶ ሰላምኩም ብዝህዝህ ይበለልና ሙቁራት ደቂ ኤረይ ጻዕዳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏🙏🙏🙏

yoditsahle
Автор

ሄላ ወፈርሽ ከነቤተሰቦቼ ከልብ አድናቂዎችሽ ነን ከአዲስ አበባ

rahelteshome
Автор

ሄሉ😍ዓይነይይ❤️😍❤️😍❤️🇪🇷🇪🇷🇪✊🇷 ኩሕላይ ሰገን ምስ ባህላዊት ክሊፓን&ረሚክስ ናይ ትበርህ ኩሕላይን እባ ኣውርድልና ብዙሓት ኢና ንጽበየን ነዘን ብሉጻት ደርፍታት።

adunyaasmera
Автор

ሄሉ ሽኮር ኣነ ካብኩሉ ዘሕጉሰኒ ናትኪ ኣካዳድና ስትርቲ ኢኺ ይመልኣልኪ ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ ቴዲ ብኹሉ ዉዱእ👌🍄🇪🇷🍄 🍀🇪🇷🍀 🌷🇪🇷🌷

AzebEritrea
Автор

ኣነ ኤርትርያን ኢትዮጵያን ኢየ ንኽልቲኡ መዝሙራት ብፍላይ ከኣ ንሄለን መለስ እፈትዎ ኢየ🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹😍😍

samiosman
Автор

ከም ሄሉስ ኣምላክ ኩሉ ሂወትኪ ሓጎስ ይግበረልኪ ያ ዓሰል ያ ማንጋ love ❤ 😍 💖 💘 like habuwa bsmey.

almazrae
Автор

Heluye mkseb Eritrea 🇪🇷 ttefna aleki we miss you 😘

almazhabtemikael
Автор

this song is not only a romantic song, but this is a song that Eritrea calls for her people in the diaspora to come back to their homeland. see both of them wearing Eritrean flags on their clothes. so Helen is acting as Eritrea and Tedros (Diaspora) is representing all Eritreans in Diaspora. so Eritrea is calling its people to come back to all of us to our senses as she knows how much suffered after we left. the director did this on purpose and those people who understand what it means do not count the mistake done on us but our country still needs us. get education forgive and forget let's reconcile with our own country Eritrea. governments will change people will pass but our country is always there for us and our future.

samsonelias
Автор

Beautiful people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

selamtekie