Eritrea - Mussie Berhe - Msay Mker - (Official Video) - New Eritrean Music 2015

preview_player
Показать описание
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ነዛ ደርፊ ክሳብ 2020 ትሰምዓ ዘለካ ከምዚ ከማይ ዕድሜካ ሙሉእ ተሓጎስ ነዚ ወሪዱና ዘሎ ከቢድ ሕማም ኮሮና ከኣ ኣምላክ ባዕሉ የጥፍኣልና ።

ሕልናናይውሽጢሕጊዩ
Автор

It is 2024, still coming back to enjoy this great song. Do you keep coming?

MS-dqyh
Автор

Kemzi kemay 2024 zsema eza derfi yhlu do my favourite song😢❤❤❤

HermonGebrihiwet-xo
Автор

ከምዚ ናተይ ናይ ልቡ ትረኽቦ ኣሎ ዶ ሕልፊ ኩሉ ንዓይ ጥራይ ኮይና ትስማዓን ህዋሰይ
ብልጽቲ ስራሕ 💯
ሙሴ ❤👏

Eri-drbs
Автор

Ezom ksab hji nsema emo zeynmenwa B like eske Alena beluni

abrahambahlbi
Автор

እዚ እዩ እቲ ስነጥበብ መግቢ ዝገብሮ ብሉጽ ስራሕ ናብ ሰማዕቲ ምቅራብ .ሞሴ ብኹሉ እንትንአ ብልጽቲ ደርፊ.ሕጅ ውን ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበይ ኢና ኣጆኻ በርትዕ!!!

yonasfshaye
Автор

እዝነይ ሲ ትሰምዕ ኣለኻ ዓይነይ ውን ትርኢ ኣለኻ ኢደይ ከኣ ሞ ትጽሕፍ ኣለኻ ንዓኹም ሙኻና እዛ ደርፊስ ተርዲእኩም ዶ ይኸውን 😥 ህዋሳተይ ስቴርሶ ናይ ነብሰይ ።

berie-gxrg
Автор

ግጥሚ

ጠማት ዓይነይ 'ታይ ግበር ትብለኒ
ነእምሮይ ተንቅሕ ተዋናውነኒ
እዝነይ ከ 'ታይ ማለት ተጻናጽነኒ
ኣብ ጫካታት ውሽጠይ በይነይ ተሕልለኒ

ስለምንታይ ሰለምንታይ ግር ዝብለኒ ዘይበርሃለይ
ሓታቲ እየ ኣነ መልሰለይ፡ ሓታቲ እየ ኣነ መልሰለይ

'ክንዲ ጠቀስ ተቛምት ቑመና ፡
ተቛምት ቁመና
'ክንዲ ሰለም ፊን ፊን ምኡዝ ጨና፡
ፊን ፊን ምኡዝ ጨና

ክንዲ እርንብ ውግን ስሚዒት ዝቅስቅስ
ኣካለይ ሊኢካስ ኣካል ስብ ትድህስስ
ኮይንካ ትህውስ ኣታ  ህዋሰይ
ኮይንካ ትህውስ ኣታ  ህዋሰይ

ኣነነነ ኣነ 'ታይ ትርጉመይ ንስኻ ብቀንዱ
ዘዝኣኣኣ ዘዝኣዘዝካኒ ዝጸረልካ ፍርዱ
ባዕልካ ተፍቅር ጣዕሙ ተስተማቅር
ወትሩ ኣብ ቀጨውጨውካ ኣነ'የ ዝቅምርር
ባዕልካ ተፍቅር ጣዕሙ ተስተማቅር
ወትሩ ኣብ ቀጨውጨውካ ኣነ'የ ዝቅምርር

ዘይትሓልየለይ (8)

ስማዕ እስከ ህዋስ ሰባት ክፍርዱለይ
ኣነ እንዳሓለቅኩ ዘይትሕልቀለይ
ኣይንስካ እንዲካ ዘምጽቅካለይ መዘዘዝ
እንታይ በዲለ ኣነ! ንዓ'ባ ተናዘዝ


ናብ ዝደለካዮ ባዕለይ ይከደልካ
ክሳብ ሕጂ ምእዙዝ ኩሉ ፈጽመልካ
በል'ሰከ ንረዳዳእ ሕለ ኣይተግዳዓኒ
ምሳይ እንዶ ምኸር ኣይትዓብልለኒ
ምልኣተይ ዘሰኒ ኩነለይ መዛኒ
                       ኩነለይ መዛኒ
ምልኣተይ ዘሰኒ ኩነለይ መዛኒ
                     ኩነለይ መዛኒ

ህዋሰይ ህዋሰይ
ምሳይ 'ንዶ መኸር
ምስ ሕልና ነብሰይ (8)

ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ
Автор

2024 who’s here celebrating Bini’s 3 wines in Tour de France? 🇪🇷

eriafrimedia
Автор

This is art
This is music
This is imagination
This is life
This is wow
This is sense
This is high
This is school
This is thinking
This is way
This is ideal
This is idea
This is waking up
This is knowledge
But this is not reality
And sorry for my bad English

hRnhKY
Автор

ነዛ ደርፊ ክሰምዓ ኣይደልን'የ ምኽንያቱ ዘይርዳኣኒ ስምዒት ይስማዓኒ'ሞ ንብዓት ይመጻኒ ከማይ ዶ ትኾኑ

ንለውጢንቓለስ
Автор

Still struggling with my senses in 2024, Yet this song is a great consolation

dawithabte
Автор

I think that song will be able compete with top ten world best song cos the content and lyrics and strength of the words makes it odd .I am proud of being eritrea keep the good work just push more forward I know u can.

yonaskesete
Автор

ከላእ ዋእ ደርፊ ኣብዚ ነሀለ አዋይ ቡኡነት ኣብ መዓልቲ ዳርጋ 10 ጊዘ አየ ዚሰሚኣ

solomonhailay
Автор

መጀመርያ ኣብ ኤሪ ትቪ ምስ ርአክዋ ብዘይ ዝኮነ ነገር ጽባቀ ስነጥበብ ዝገለጸትለይ ደርፊ

israelrezene
Автор

Seb 2024 Alena eske belu senay tum muzika misma❤

robitete
Автор

ስሚዕካ ዘይምኖ ደርፊ❤️ ግዜ ፈላላይ😭 ዘተአካክብ ግዜ የምፃአልና 🙏🇪🇷

teshomekahsay
Автор

ምልኣተይ ዘሰኒ
ኩነለይ መዛኒ

ምሳይ'ንዶ ምኸር
ምስ ሕልና ነብሰይ

ጥበብ ማለት

ወራሲሕድሪ
Автор

ኩሉ ጊዜ እየ ዝሰምዓ አብ መዐልቲ ብውሑዱ 5 ጊዜ ክመንዋ አይከአልኩን ቀጽሎ ሙሴላ

biriktihaile
Автор

እዛ ደርፊ ዕለታዊ ቀለበይ ኮይና ኣላ ናይ ልበይ ዝፈትዋ ደርፊ ያ 😍😍😍😍

natunatu