Dashim Mesgina - Luwamey | Eritrean Music (Official Audio)

preview_player
Показать описание
Song by Dashim Mesgina
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። ℗ © Copyright: DASHIM MESGINA. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ልዋም ዝስማ ምጭውቲ ምንኣሰይ ሓፍተይ ጌና ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ተፍልያትኒ ፈጣሪ ግን እንታይ ይሰኣኖ ድሕሪ 10 ዓመት ንሉዋመይ ብሩፍታ ሓፍተይ ተኪእልና ካብ ልዋመይ መፍለዪ ዘይብላ ጅብዕቲ ቆልዓ የሕቂፍዋ ንማዘር ኣብ ሞንጎ ኩላትና ኣወዳት ገዛና ዓይኒ ገዛና ፈጢርልና በቃ። ነዛ ናይ ዳሽም ጥዕምቲ ዜማ እንክሰምዕ ኩሉ ግዜ ልዋመይ ኢያ ቅጅል ትብለኒ

efipirlo
Автор

ኩቡር ድምጻዊ ኣያና ዳሽም ኣነስ ክሊብ ኣይትግበረላ ምበልኩ። ሰለምንታይ ኢንተኢልካኒ ነዛ ደርፊኻ ሰማዒኣ በብናቱ ሓሳባትን ስእልታትን እዩ ክሊብ ጌርላ ዘሎ ።ብሕጂ ክሊብ እንተጌርካላ ግን ከይትበላሾ ምኽንያቱ ናይ ሎሚ ሰማዒ መዓኮርን ጡቡን ክርኢ እንበር ሙዚቓ ከስተማቅር ኣይኮነን ዝሰምዕ።

zerofanta
Автор

Ab hiwetey kulu gzie bnbeat zesenya derfi ya Aboy kulu gzie yu zderfeley nieru 😢kabza alem kab zfleyena dro 17 amet koynu. Ab genetu ykebelo fetari🙏

luwammihreteabgebregzabhir
Автор

ዳሽም ሓወይ ጀግና መን ከማኻ ወዲ ኤረይ ወዲ ሓላል መሬት ❤🇪🇷💪🇪🇷✊🏾

danielkahsay
Автор

Wawww
ኣብ ግዜ ቁልዕነተይ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ሓንቲ ካብተን ኣብ ኣእሙረይ ፍሉይ ቦታ ዘለዋ ደርፊ እያ፡
ወላ እካ ምስ እዛ ደርፊ ዘተሓሕዝ ፍጻመታት ኣይሃሉወኒ፡
እንክሰምዓ እትሕስደኒ ዘይትምኖ ደርፊ እያ፡
ኣብዚ እዋን ፍልይ ዘብላ ግና ካብ ስድራ ተፈላሊና ኣብ ስደት ኮይነ ይሰምዓ ምህላወይ ኣብ ትዝታ የእትያ ብዘይ ድልየተይ ንብዓት ወረር ከብል ትግድደኒ ኣላ።
ዳሺም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

yohannessbhat
Автор

ዝፈትዋ ማሓዛይ ሉዋመይ መዓረይ ነዓይ እዩ ደሪፍዋ ትብለኒ ን ኩላትኩም ተማሃሮ ልምዓት especially 25 ዙር ኣብ ዘሌኩሞ ሰላምን ጥዕናን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

mjasmarino
Автор

My mother used to sing it for me i did not see her for about 9 years really miss her

luleyfqr
Автор

zfetwa gorebietey nbr luwamey shkor ab zelekyo edmen teeinan yhabki ❤❤❤ztebareket seb luwamey miss u so much zyaday

SosnaAsmelash
Автор

ሉዋመይይይይ😍🇪🇷🇪🇷ብልቢ ዝፈትዋ ዘይትሃስስ ናይ ንእስነተይ ደርፊ ኣየ ንእስነት ጥዑም ንእስነተይ ዘኪረ ምስ መታዕቢተይ.ኣሕ.... ስደትትት

adunyaasmera
Автор

Love ertra music
Haftkum tegrawti
Amlkae selam yawerdalna 🙄🙁🥺🙏🙏🙏🙏✍

ggmm
Автор

this song is one of my favourite, because my name is luwam. My grand father was living in the village and his son(which is my father) was away for the war. My grandfather somehow got a news that his son was married in the field, and then my grandfather wrote a letter and begged if they got a child to name them Luwam. So i always have a connection to this song. Thank you for the perfect song

luwamkelati
Автор

ናይ ቆልዕነትይ ግዜን ዕድመን ኣዘኻኺራትኒ ኣብ በረኸታ ዓድና ምስ ኣጣልን ኣባጊዕን እንዳ ጋሰኹ እንኩለኹ ምሉእ መዓልቲ ክደርፋ ይውዓል ነይረ ኣሕ ሓሊፉ ጥዕም ግዜ ስደት ሑሱም። ኣታ ናይ እዚ ግዜ ዝድረፍ ዘሎ ደርፊ ሲ ካብ ኩሉ መሓበራዊ ምድያ ክድምሰስ ኣለዋ ።ንዛ ልዋመይ( or)ናይ ዳሽም ምስግና ሰሚዕካ ናይ ሕጅ ዘሎ ደርፊ ዘሎ ክትስምዕ ኣየዋሓጥልካን እዩ።

andemariamzeray
Автор

ናይ ዳሽም ምስግና ፉልይ ተዘኩሩ ዩ፡
ደለኒ ወዲ 7 ዓመት ከለኩ ይሰምዓ ኒረ፡
ኣብትይ ጥዑም እዋን 1997 ግዜ ብጥዑሙ ኣምላክ ኣብ ደለካዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናዓካን ንስድራካን።

admasawet
Автор

እስከ 10 apr 2025 ትሰምዓ ዘለካ ኢድካ ኣውፅእ😊😊 ድሕሪ ነዊሕ እዋን ሐጂ ደጊመ እሰምዓ ኣለኩ ብእዛተ ብእንካ ሶሊኩ ልብካ ዘዐግብ ደርፊ ቀደም❤❤

MkVg-mn
Автор

ግዜ ቁልዕነተይ ሎሚ እውን ይዝከረኒ ምስ ደቂ ቁሸተይ you are may childhood legend ክብሪ ይግበአካ ክቡር ሓው ካብ ትግራይ!

SeyoMohammed
Автор

ፈረሰይ ሎⶔመ ጺዒነ ኮረሻ ከናድያ ልዋም ኣለኒ መገሻ ኣታ እዚ ናይ ሎሚ ደርፊስ ናበይ ኢና ንጉሕፎ

FilmonGerezghier
Автор

Luwamey natey kaleaytey neaki sieine nebien yeenteyyyy 😭😭😭 alem godolo💔💔💔😭😭😭

lidiya
Автор

2017 E.C ኣለኩ ይሰምዓ ብትዝታ😢 ልዋመይ may sis ሰብራተይ💔😢😢

KahsuGidey-nhjx
Автор

❤❤❤❤❤❤❤❤ baba eye tezekreni ane ms teweldku ksab gze motu yderfeley neru love dad❤❤❤

lewamteame
Автор

እዋይ ዛ ደርፊ ፉሉይ ቃንዛ አዩ ዘልዋ ኣብ ህወተይ ኣብ ክላስ ኮፍ ምብህልተይ ዝነብረት አየ ዝዝክረላ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ብcancer kabzi ዓልም ትፈልያ 😭😭😭

yikalokidane
join shbcf.ru