Temesghen Yared - Ktkelo Embeba & Delay Selam | Original Yemane (Barya) | Eritrean Live Music 2024

preview_player
Показать описание


Copyright © Temesghen Yared
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved. Temesghen Yared.

- - - - - Follow on Social Media - - - - -

#TemesghenYared #WediYared #Eritrea #ኤርትራ
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ኣነ መቸም ተመስገን ያረድ መተካእታ ፡ ( የማነን, ኣብራሃምን ) ከምዝኾነ ብዘይምጥርጣር ክገልጾ ይደሊይ ቀጽሎ ኣይትሕመቕ ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉

faniabraha
Автор

ጸባ ኣስቲኻኒ ተምስገን ሓወይ፡ ወደይ you are * Star *

kesetesolomon
Автор

ወዲ ያሬድ ሓበን መንእሰያት ጅግና ካልኣይ ባርያ ክብለካ ይደፍር ። በዓል ጥዑም ቃና ጥበብ ብኣካሉ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ

LamekAsmelash
Автор

ሰብኣይ ኢካ ንስካ ወዲ ያሬድ ሓወይ ብ ኹሉ ኣዝማሪኖ ካብ መሳቱኻ ጥቃኻ ዝቀርብ የለን ብ ጥበብን ብ ሰብኣውነተን ❤❤❤❤❤

AmanuelAsfaha-ceof
Автор

wedi yared bemjemrta selam tay yeqedme kexel zebelo ane temahray music 🎶 ey zelku Abezahxer gez aser nateka kehze yemen ❤❤❤

EsromAman
Автор

ብራቮ ተመስገን ያረድ ሓቂ ሒዙ ዝጒዓዝ ናይ ብሓቂ ስነ ጥበባዊ።ኣብ ታሪኽ ምስ ብዓል የማነ ባርያ ክንሰርዓካ ኢና ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

faligali
Автор

Temu 💙💙💙💙💙💙💙

ኣብ ርእሰ ዉሳነ
ንህዝቢ ዘይኣምን
ኣብ ርእሰ ዉሳነ
ንህዝብታት ዘይኣም
እንታይ ኣፍሊጥዎ
ንሰላም ዝልምን✅

ደላዪ ሰላም
ደላዪ ናጽነት(2)
ቅኑዕ ዉግእ ዝኸፍቶ መስዋእትነት✅

Bergadenhamedu
Автор

ወዲ ያሬድ ሽኮርርርር ሰቡኣይ እካ በቃ ብኩሉ ቡሉጽ ቡጥበብ ብሕልና ❤

robiye
Автор

ሓማሴን ' ሰራኤ' ኮሎግዛይ ' ደንከል
ሰምሃር ሰኒሒት ባርካ ጋሽ ክሉ ንሳሕል ንዑ ንታኣከብ ጉዳይና ንዕልል🗣🧠
ወገነይ ወገንካ ሃይማኖት ቀቢላ ወጊድ ምፍንጫል ናይጥፍኣት ታኼላ
ኣብ ሓንቲ ሓባር ትኹን ሃገርና ብኹላ ።

BUFERI
Автор

You such an inspired young talented singer.your song makes me to keep fighting and work hard to get back our free land.
Well done❤❤❤❤

fevenmengistab
Автор

Yemane Barya jr wedi yared ❤ all your songs you made me remember back in days Yemane Barya song 🇪🇷🦁🦁🦁💪💪💪💪🇪🇷🦁💪👍👌🙏🇪🇷🇺🇸

dians
Автор

ይብል ሰሚዕካ'ዩ ዘይምኖ ናይ ባሃር ኣቦና የማነ ባርያ ጽቡቅ ኣቃራርባ ተሜ 💙💙👏👏

berihu
Автор

ተምየ ሓወይ ኩኩ ግዜ ቡሉጽ ስራሕ ምስ ሰራሕካ ኢካሞ ኣብ ቀጻሊ ውን ብካልእ ኣንግል ክንጽበ ኢና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

mulueandemariam
Автор

ቅንጣብ መሬት ይኹን ዕማኾ ሓመድና
ኣሕሊፍና ኣይንህብን ንጣብ ናይ ባሕርና
ስለዚ ድማ ዩ ተሰኪምናዮ ብረት መስዋእቲ ኸፊልና ዕርቡን ናይ ሓርነት .

ሓማሴን ሰራኤ ኮሎግዛይ ደንከል(2)

ሰምሃር ሰኒሒት ባርካ ጋሽ ኩሉ ንሳሕል
ንዑ ንታኣከብ ጉዳይና ንዕልል🙏🏿

ድምጽኻ ዩ ህዝቢ ዘይዕገት ማዕበል እምብለይ እምብለይ ኣይግዛእኔ በል(2)

ንትሳኤኻ እዮ ናይ ሓርነትካ ደወል
ሓድነትካ እዩ ዘይድፈር ዕርዲ ዝሰመረ ቅልጽም ዝተረረ ዓንዲ ኢድ ናይ ሓባር ጉዕዞ ዩ ዛሓጸረ መንገዲ

ሎሚ ይኹም ጽባሕ ከምቲ ዝሓለፈ ኣይርከብን ሰላም መግዛእቲ ከይተረፈ

ጸላኢ ንጥቕሙ መሬት ተመቓቐሎ ኣይትተዓመተሉ ሻምላኻ ናኣልዕሎወ💪🏿🔫

ሓማሴን ' ሰራኤ' ኮሎግዛይ ' ደንከል(2) 🫵🏿🫶🏿


ሰምሃር ሰኒሒት ባርካ ጋሽ ክሉ ንሳሕል ንዑ ንታኣከብ ጉዳይና ንዕልል🗣️🧠


ወገነይ ወገንካ ሃይማኖት ቀቢላ ወጊድ ምፍንጫል ናይጥፍኣት ታኼላ (2)
ኣብ ሓንቲ ሓባር ትኹን ሃገርና ብኹላ ።❤

ሃገረይ ሃገረይ ሃገረይ ኤርትራ ዓዲ ስገም ስርናይ ኣፍ ዕፉን መሸላ (2)

ታመንገዲ ባቡራ ማያ ቐይሕ ባሕራ

ኣብ ርእሰ ውሳነ ናይ ህዝቢ ዘይ ኣምን እንታይ ኣፍሊጥዎ ንሰላም ዝልመን (2)

ደላይ ሰላም ደላይ ናጽነት (2)
ቁኑዕ ውግእ ዝኸፍት መስዋእትነት (2)


ደላይ ሰላም ደላይ ናጽነት ቁኑዕ ውግእ ንመስዋእትነት (2)


ድምጽኻ ህዝቢ ዘይዕገት ማዕበል ባሕደ ኮንካ ኣይግዛእን በል (2)

ደላይ ሰላም ደላይ ናጽነት ንቑንዕ ውግእ ንመስዋእትነት (2)


ድምጽኻ ህዝቢ ዘይዕገት ማዕበል ብሓደ ኮንካ ኣይግዛእን በል (2)


ÃÇHÜ 🥷🏿 💙🌿🇪🇷🫵🏿🫶🏿🫸🏿🫷🏿

NatnaelTesfalem-ufec
Автор

ብጣዕሚ እየ ዘክብረካ ወዲ ያረድ ጂግና ባዓል ሕልና ኣጆኳ ቀሪብና ኢና ዓድና ተሓቛቊፍና ክንእቱ

nisanabraha
Автор

🩵🩵🩵 one of the living Legends of this Generation!
You know very carefully and purposefully what to sing, when to sing and how to deliver the right message! That’s why we the youth love you 🥰

weysebdeqeytblradio
Автор

Wedi yared sebay anta meanta tibetek zikonka sebay ❤❤❤ maere kindey kemzednkeka love you so much 🎉🎉🎉

Gezawutna
Автор

You are doing such an excellent job with your collaborations bro!
Of course the legend Yemane would be so proud of you 💙✌🏽!!!

Brave-Is_Mine
Автор

Amazing! Excellent job Temie with your Blue band(BB)!

M-vrzo
Автор

Jigna hawey I am so proud to call you wedi rimey💙💙💙💙💙💙💙💙💙

ghde