Tesfay Mekonnen Chawe

preview_player
Показать описание

©Mandela Tube Unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited

Copyright ©Mandela Tube
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ገለ ዝያዳነት ዘለዋ ሰሚዕካ ዘይትፅገብ ደርፊ ያ😭😭😭😭😭 ኣየፍቀርኩ ኣይተጠለምኩ ክንሰይ ከብደይ ሕቑንቁን እንዳበለኒ የ ዝሰምዓ ወረ ሓሓንሳብ'ሲ እንዳነባዕኩ የ ዝሰምዓ😭😭😭😭😭 12/11/2015 ዓ/ም ተስፍሽ ከሲርናካ ኢና💔

መልክዓ ጥራይ እንታይ ገባሪ
ኣመላ ሒዛትለይ ትኺድ ብኽብሪ.!!

solianakahsay
Автор

2024 ንሰምዓ ኣለና ዝወዲ ግን ኩሉ ደርፍታቱ ፅቡቕ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ😢❤

Habeshafromtigray
Автор

ጥበብ ሕዝካያ ከይድካ ኹቡር ሓወይ ኣብ ገነቱ ይንብርካ ኣምላክ ኣቦይ

andomteklab-tmgd
Автор

ኣቤት ሰነ-ጥበብ ሒዝካያ መይትካ ብቕዓት ናይዛ ደርፊ ከማይ ዘስተማቕራ ጥራሕ like ይበል ክሳብ ሎሚ, የ ዝሰምዓ ዘልውኹ 9 /3/ 2020

imissmama
Автор

I am eritrea but i love all songs of Tesfay Mekonen ! ብፍላይ ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ከለኹ ስና ጅቦ ትብል ደርፉ ክንሰምዓ ንውዕል ኔርና ዓለም ጎደሎ ሶ ንፋቀርርርርርር

kesetearaya
Автор

ዓለም ጠላም እፉ ብሞት ተስፋይ &ክፉሎም &ኣሚር ልቡ ዘይተንከፈ መንእሰይ የለን እግዛቢሄር ኣምላክ ኣብ ሕቅፉ የንብርኩም ኮኮቦትና🙏😭😭😭😭😭

Mm-hyfk
Автор

iam eritran but love it all song of tesfay mekonen selam nkulu tezarabi tigrna eritrean &etiopian people!!!ሰላም ሰላም ዋዛ

kaar
Автор

ተስፍሸይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣሕሕ ዓለም ጎዶሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😭🙏

ጓልመምህር-ነኘ
Автор

ከምዝ ከማይ ኣሎዶ
2021 ኣብ ማዓልቲ 10 ዝስምዓ
ተስፍሸይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ🤕😥🙏

ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
Автор

ዓለም ጎደሎ ባሓቂ ሓወይ እንድዒ ንትግርኛ መይቱና ኣብዛ ሕጂ ዝሰምዓ ይርገጽ 24 ፡20/20

ምንባርኣብራሃምኣርኣያ
Автор

ኣየ ኣንቲ ዓለም ጉዳም ተስፉሽ መዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢

ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
Автор

ትውስፉሸይ ጥዑም ድምጹ ዓለም ገዛ ክራይ መእመኒ ዘይብላ 😭😭መንግስተ የዋርስካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 😢😢29/09/2020💔

ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
Автор

እኔ ወሎዬ ነኝ ነገር ግን ተስፍሺን በጣም ወደዋለሁ። ተስፍሽዬ ነብስ ይማር ወንድሜ😢😢😢😢😢😢

rumana
Автор

1/2/2015 ግእዝ እናነባዕኩ ይሰምዓ ኣለኩ rest in peace our legend😭😭alem ከዳዕ ክንደይ ጨካናት ገዲፋዶ ነዓካ ትወስድ tesfshey always remembered you

selamtesfa
Автор

ነዚ ደርፊ አዚ unlike ሂብኩሞ ዘለኩም ወይ ብጌጋ ወይ ከኣ ትግርኛ ዘይትሰምዑ ኢኹም ሓዉኹም መሓሪ from Eritrea

meharifish
Автор

ዓክ ዓለም ጎዶሎ !!! ተስፋይ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ.

liliaberaliliabera
Автор

ተሰፉይ ቆንጆ እግዚአብሔር ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርካ ኣሜን ኣሜን

EthiopiaLoveMemeMeme
Автор

አዋይይይይይይይይ ተስፊተይ ናኣይ አካ ደሪፍካለይ ኣብ ሂወተይ ኣቲካ ከምዝወጻካ አዩ ዝመስለኒ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፋይ ሰኒ ጅቦ

mhretabdebesay
Автор

ሓውኹም ካብ ኤርትራ የ ኣየ ዓለም ጎዶሎ ተስፋይ ንፉዕ ኔርካ አንታይ ሞ ይገበር ሞት ሓያል ረኺባትካ ነብስኻ ኣብ ገነት የንብራ ሓወይ!!!

kesetearaya
Автор

ተሰፋሸይ አብ አብ አፀደ ገነት ይንበርካ ዓለም ጎድሎ 😭😭😭😭

AD-rpzi