New Eritrean Music 2020 Afewerki Tesfahiwet (Maku) Geyashit

preview_player
Показать описание
Subscribe to Mosobna Entertainment Now!
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ዋውውው ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ማኩ ሐወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ካብዚ ዝበልፅ ሒዝካ ዳግም ክትመፀና ንፅበ ማኩየ ሶ በርትዕ አጆካ

عليالشهري-بج
Автор

ማኩ ሓወይ ዝወጻ ዘይብላ፡
ብልጽቲ ስራሕ።
ብዙሕ ኢና ክንጽበ ካባኻ እሞ
በርትዕ። እቶም ደርፊ ሓሲሩ፡
ዋላ ጅንዕፍሪት ትብሉ ዘለኹም
ሞራል ሰብ ኣይትስበሩ! እንተ
ኽኢልኩም ኣተባብዑ፡ ኣይኮነን
ጠባይ ተሓባበሩና።
ኣምላኽ ኣቦይ ኤረትራ
ሃገርና ባርኸልና 🇪🇷🙌🇪🇷

ኣሌክፈታዊሞሞና
Автор

ابشير ابشير افوررقي اخي ١٠٠🌠🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊💓💓

hussenhassan
Автор

ማኩ ሓወይ ስሑል ዝኮነ ድምጺ ዝወጻ ዘይብላ gele aynet ስራሕ 101%በቃ ካባካ ቡዙሕ ኢና ክንጽበ እሞ በርትዕ am proud of you makuye❤🙏

deludeluyey
Автор

ዋውውው ማኩተይ በዓል ሙሉእ ተስፋ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ጅግናየ👍

LoveLove-pdbs
Автор

ማኩየ ጅግና ገለ ዓይነት ዘፈን ብዙሕ ተጸበይቲ ኢና ካባካ ኣጆካ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ ኣይትተዓንቀፍ 🇻🇳👈

mamiteyeyahiwetey
Автор

ዋውው ማኩ ሓወይ ጽብቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ስደትና የሕጽሮ ትብሉ like ሃቡኒ ዘለን የብለይን

evenyonas
Автор

Maku asli bravo thbuk srah ember geyasho nay zbezih seb hiwet ambibkayo nice one bro!!!

robelwelday
Автор

Adey bsenki ezi shfta sreat hgdef eba una koyna seb yeblu gele yeblu ahhh eway ane

nahommhretab
Автор

*ማኩ ሓወይ ዋውውው ምርጥ ስራሕ እዩ ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ በርትዕ ክብረተይ😍🇻🇳♥️🇪🇷👌😘*

geni
Автор

😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nice song maku hawey

evenyonas
Автор

100% ። ማኩዓይነይ ኢላያ ኣለኹ ብናተይ ሪኢቶ👍👍👍👍👍💖💖💖💖💖💖

ፊፊማኛ
Автор

Maku arkey mearey nice job bro keep going goney

rodymarrlondon
Автор

ማኩየ በዓል ሙቁር ድምጺ ይበል ወዲ ነይ ኣይተዓንቀፍ ሞራል ንሃቦ እስከ ሞራል ሰብ ኣይትስበሩ ማኩየGod blesse you more💪

jerigere
Автор

ማኩ ማኩ ብሉጽ ስራሕ ቡሉጸይ ኣጆካ ቀጽሎሉ ካባካ ቡዙሕ ክንጽበ ኢና bravo

ወዲኤረይዕባይቃዛ-ፀመ
Автор

ማኩየ ቆንጆ ደርፊ ዝወፆ የብሉን ካብዚ ብዝበለፀ ሒዝካልና ከምትመፅእ እውን ተስፋ ንገብር 🙏💖

fikrselamcomfort
Автор

ማኩ ሓወይ ጽቡቕ ሰራሕ ኣኹሪዕካና ኢካ ኣብ ቐጻሊ ካብዚ ዘብልጽ ከንጽበ ኢና ሶ ናይስ ሙዚክ

fishwelday
Автор

ዋውው ማኩየ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ዓንብበለይ ዝሓወይ 👍👌😘

melatgualtigray
Автор

ዋው ማኩየ ብሉፅ ስራሕ
ካብዚ ንላዕሊ ብዙሕ ትፅቢት ኣለና
ኣጆኻ በርትዕ!

hagerey
Автор

Maku Xebuk Jemaro eyu Mesati Tebeb eyu Kexelo ika Ab Kexali Wahzi Fereyatka Kenxebe Ina.

dawitteklefesehatsion