Evening News in Tigrinya for June 23, 2023 - ERi-TV, Eritrea

preview_player
Показать описание
Evening News in Tigrinya for June 23, 2023 - ERi-TV, Eritrea
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

God bless my beautiful country Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 for ever & ever 🙏 Amen 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

senaittekle
Автор

ርሑስ ክራማት ንሀገርና 🇪🇷 ኤርትራ !!!
❤ 🇪🇷 🎉 !!!

harounekubal
Автор

🕊️ Merhaba 🕊️💖🇪🇷💯❤️🇪🇷👏♥️🌼🇪🇷🕊️💖🙏💯❤️🇪🇷 Jeganu 🌼🌼🌼🕊️🇪🇷🌾

HAREGU
Автор

አሰይ ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ይብዛህ አይነአባይኩም ይደፈን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

yoditsahle
Автор

መርሓባ ኤሪ ቲቪ
ኣምላክ ዕቅን ዘለዎ ርሑስ ክራማት ይግበረልና
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!!
ንሰማእታትና !!!
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷

bqse
Автор

መርሓባ ብርሃን ገጾም ደቂ ቅድስቲ ሃገር👍👏💙🇪🇷💚🇪🇷💙🌴🐪🌴💐

AzebEritrea
Автор

ኢራን : ስለዝሓየለት : ንዓይ : ንዓይ : ይብሀላላ : አለዋ !!!
ምሁራታ ፣ ሰራዊታ ፣ ህዝባ ፣ መንግስታን : መሪሕነታን : ኩሉ : ዓይነት : ተጻብኦታትን : እገዳታትን : ኩናትን : ጥምየትን : ምጉዕባዕን : ብጽንዓት : ሰጊሮም : እዩ : ኩዉን : ኮይኑ ።

harounekubal
Автор

ሕራይ ደቂ ኤረይ ኣናብስ ንዓለም ቃው ቃዉ ኣቢሎማ ጀጋኑና ብስፖርት ኣብ ዘን ዝመጻ ውሑዳት ዓመታት ሱታፌ ኤርትራዉያን ኣዚዩ ክሕይ እዩ።
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤❤🎉🎉🎉!!!

haderakelati
Автор

Mwrhaba erey swrety kemey keniki, , merebety

letinatec
Автор

ገረብ ናይዝተተኽለ ዘይኮነስ ምስ ተተኽለ ከምቲ ቆልኣ ጥብ ኣደ ዘድሎ ክኣቢ ፈልሲ ገረብ እውን ንኽኣቢ ማይ የድልዮ ኢዩ ኣይኮነን ግና ከም ሎቶሪ እንተ በጺሑካ ትሕጎስ እንተዘይ በጺሑካ ከኣ ትጉሂ ፈልሲ ገረብ እውን ከምታ ዝጀመርናያ ከኣ ማይ እንዳ ኣስተና ከነእብዮ ይግባእ ገለ ገለ ጎቦታት ከኣ ከም ዲጋ መሳሊ ማይ ዘእቁር ክስርሕ ኣለዎ ምኽናቱ በቲ ዝኣቆረ ማይ እውን ክበጽሖ ስለ ዝኽእል ክሕሰበሉ ኣለዎ ኣብ መጠረሽታ ከኣ ተተኺሉ እንስሳ ከይኣትውኦ ሓለዋ ክግበረሉ ክኽእል ኣለዎ ነቶም ኣሸበርቲ ጸረ ገረብ ዝኾኑ ሰባት ከኣ ዘየላጥፍ ቅጽኣት 5 ኣመትን 10000 ናቅፋ ክቅጽኡ ክኽእሉ ኣለዎም ወዳሓንኩም

teshometesfaye
visit shbcf.ru