Mama - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

preview_player
Показать описание

OFFICIAL Albums :

An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS

#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic

Lyrics
ማማ
ጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉ
ጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉ
ከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱ
ቆርበት በጊዕ ለቢሱ
ኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉ
ኣሲሩ ቐቲሉ

ማማ
ትምኒታ ዝነበረ የዕብያ ኽተብጽሕ
እንዳ ወደይ እንዳ ጓለይ እናበለት ክትበጽሕ
ማማየ ከምትምኒታ ኣይኮነትን ኤርትራ
ኣደየ ፋሕ ኢልናያ ከምዛ ደቂ ዛግራ

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ

ኣደየ

ማማ
ወላ እንተ ጸወዐት ቆልዓ ናይ ጎሮቤት
ንድምጻ ሰሚዑ የለን ዝብል ኣቤት
ማማየ እንዳ ዱኳን ክትገብር ኣስቤዛ
ኣደየ ሰለይ ትብል ኣላ ምርኩስ ሒዛ

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ

ኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻ
ክሳብ ምዓስ’ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትና

ኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺ
ክሳብ ምዓስ’ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናትና እንብላ ሃገር ከላትና

ጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉ
ጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉ
ከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱ
ቆርበት በጊዕ ለቢሱ
ኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉ
ኣሲሩ ቐቲሉ

ማማ.. ዘዕበየና ገዛ ኩላትና ሓቒፉ
ስእልና ኣብቲ መንደቕ ጥራይ ሒዙ የሪፉ
ማማየ ርእይ ተብሎሞ ቲ ሳልታት
ኣደየ ወረር ተብል ናይ ናፍቖት ንብዓት

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ

ማማ...

ሓደካ ዘዕልል ዘዛርብ ዘይብላ
ምስታ ተለብጅን ይውዕል ኮፍ ኢላ
ማማየ ነቲ ዘይካኣል ናብታ ሸላ
ኣደየ እንታይ ይባሃል ግን ኪኢላቶላ

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ

ኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻ
ክሳብ ምዓስ’ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትና

ኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺ
ክሳብ ምዓስ’ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናትና እንብላ ሃገር ከላትና

ማማ...

መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ

ኣደይ...

መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

ኪሮሰይ ናተይ በቃ ኩሉ ኢካ ንኣይ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ንኪሮስ ዝፈትዋ ኣሎ ዶ ከማይ 💖💖💖🙏🙏🙏 ወዲ ኣምላክ እድመን እጥናን ይሃበለይ ፈጣሪ

robitesit
Автор

I am still listening ****
ክሳብ ሕጂ ትሰምዓ ዘለካ እስኪ ገለ በለኒ
ኤሬትሪን ሓወይ ኣፍቃሪ ኪከይ።
ግን ክሳብ ማዓስ ኢና ኣብ ስደት ።

SultanMahray
Автор

ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ መምህር ጥበብ ንበር ክበር❤ታ❤❤ፍ❤❤ላ❤ማማየየየየ😢

TaflaTafla
Автор

ማማ
ጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉ
ጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉ
ከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱ
ቆርበት በጊዕ ለቢሱ
ኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉ
ኣሲሩ ቐቲሉ

ማማ
ትምኒታ ዝነበረ የዕብያ ኽተብጽሕ
እንዳ ወደይ እንዳ ጓለይ እናበለት ክትበጽሕ
ማማየ ከምትምኒታ ኣይኮነትን ኤርትራ
ኣደየ ፋሕ ኢልናያ ከምዛ ደቂ ዛግራ

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ

ኣደየ

ማማ
ወላ እንተ ጸወዐት ቆልዓ ናይ ጎሮቤት
ንድምጻ ሰሚዑ የለን ዝብል ኣቤት
ማማየ እንዳ ዱኳን ክትገብር ኣስቤዛ
ኣደየ ሰለይ ትብል ኣላ ምርኩስ ሒዛ

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ

ኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትና

ኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናትና እንብላ ሃገር ከላትና

ጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉ
ጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉ
ከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱ
ቆርበት በጊዕ ለቢሱ
ኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉ
ኣሲሩ ቐቲሉ

ማማ. ዘዕበየና ገዛ ኩላትና ሓቒፉ
ስእልና ኣብቲ መንደቕ ጥራይ ሒዙ የሪፉ
ማማየ ርእይ ተብሎሞ ቲ ሳልታት
ኣደየ ወረር ተብል ናይ ናፍቖት ንብዓት

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ

ማማ...

ሓደካ ዘዕልል ዘዛርብ ዘይብላ
ምስታ ተለብጅን ይውዕል ኮፍ ኢላ
ማማየ ነቲ ዘይካኣል ናብታ ሸላ
ኣደየ እንታይ ይባሃል ግን ኪኢላቶላ

ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ

ኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትና

ኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናትና እንብላ ሃገር ከላትና

ማማ...

መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ

ኣደይ...

መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ ❤❤

Kiros.meksebalem
Автор

ኣጆካ ኪሮሰይይይ ሓደ መዓልቲ ኣሎ ነዚ ሑሱም ስርዓት ዝርገጸሉ ወልድና ናሓቅፈሉ

sebumekseb
Автор

መታን ክርኤኦ ደጊመ አዒንትኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክበልዖ ደጊመ አንጀራኺ
ማማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ 💔


ኣምላኽ ንመን ኢልዎ ሓንቲ መዓልቲ ትህሉ ትኸውን ኪሮሰይ!!!!

abiase
Автор

This Legend will never get replaced. Zeydgem Artist Kirosey king of kings . Unique star…

matikidanearkebe
Автор

Kirosey love you ❤ adiy xnih beli eki ezi eyu aritis zibehali kedimu galifu zxenh mkinyatu hji akilu alo seatu ajona thanks kiros hawey ❤

erih.i.l.
Автор

Nexa zeytdgem mnbar eba keyneberula btzta tebeliom sdrana

michalmoba
Автор

Kiros ms tebahle yelen kal'e zsme
Ygermeni gn ztshf yelen wala hade epe

finally
Автор

Ata Kirosey 📺 tv halyu ayhalyu kulu hade Abe Eritrea 1chanel ዕረ ትቪ

meley.