Evening News in Tigrinya for May 30, 2023 - ERi-TV, Eritrea

preview_player
Показать описание
Evening News in Tigrinya for May 30, 2023 - ERi-TV, Eritrea
Рекомендации по теме
Комментарии
Автор

እግዝኣብሔር ሰላም ንህዝብና ንሃገርና ይሐልወልና ብሰላም ተመለስ

briktiwelday
Автор

ዓመት ሓጎስ ዝኾነት ኢያ እዛ ዓመት እዚኣ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

teklia
Автор

ክቡር መራሒናን ሳዓብቱን ብሰላም ወፊሮም ብዳሓን ይመለሱና።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉🎉🎉!!!

haderakelati
Автор

Eritrea 🇪🇷 must move on in God speed!!!!

henokzion
Автор

Merhba ERITREAN TV kubrun megesen wetru libi N mebel 32 aemet ✌️🇪🇷❤️💕🙏

elyagebru
Автор

Shabia must secure Eritrea 🇪🇷 and start development and keep our people in Eritrea 🇪🇷 to multipley

henokzion
Автор

Egzabiher n hagernan hzbnan mengstnan ybarkelna amen amen amen 🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

mehrethabteselassie
Автор

ንፕረዚደንቲ ኢሳያስን አባላት መሳርሕቱን : ሰናይ : ናይ : ስራሕ : መገሻ !!!
❤ 🇪🇷 🎉 !!!

harounekubal
Автор

merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi

tadeseyonas
Автор

Haggai 2 ትግ - ሃጌ
5: ከምቲ ኻብ ግብጺ ኽትወጹ ከሎኹም ምሳኻትኩም ዝኣቶኽዎ ቓል ኪዳነይ፣ መንፈሰይ ኣብ ማእከልኩም ይነብር ኣሎ፣ ኣይትፍርሁ።
6: እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ኸምዚ ይብል ኣሎ፣ ገና ሓደ ጊዜ፣ ብሓጺር ጊዜ ኪኸውን እዩ፣ ኣነ ንሰማይን ምድርን ባሕርን ንቑጽን ከነቓንቕ እየ።
7: ንዅላቶም ኣህዛብ ከነቓንቖም እየ፣ ናይ ኵላቶም ኣህዛብ ክቡር ነገር ኪመጽእ እዩ፣ ኣነውን ነዛ ቤት እዚኣ ብኽብሪ ኽመልኣ እየ፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።
8: ብሩር ናተይ እዩ፣ ወርቂ ኸኣ ናተይ እዩ፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።
9: ካብቲ ቐዳማይሲ እቲ ዳሕራይ ክብሪ እዛ ቤት እዚኣ ኪበልጽ እዩ፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፣ ኣብዛ ቦታ እዚኣ ሰላም ክህብ እየ፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።

BiniamAlem-tg
Автор

ኤርትራ ሃገረይ: ደቅኺ ኣብ ዘሎኖ ኣሊና ንዝደፍረኪ ሴፍን ዋልታን: ኣብ ዕዮ ልምዓትኪ ትሕስቶና ከይበቐቕና ወትሩ ኣብ ጎንኺ ኣሎና:: 🇪🇷❤️🇪🇷🐪💪🏼

fesshakibreab
Автор

Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ
29: ድሕሪ መከራ እታ ቕነ እቲኣ ግና ብኡብኡ ጸሓይ ክትጽልምት፡ ወርሒውን ብርሃና ኣይክትህብን እያ፡ ከዋኽብቲ ኻብ ሰማይ ኪወድቁ፡ ሓይልታት ሰማያትውን ኬንቀጥቅጡ እዮም።
30: ሽዑ ትእምርቲ ወዲ ሰብ ኣብ ሰማይ ኪርኤ፡ ሽዑ ድማ ኵሎም ዓሌታት ኣህዛብ ምድሪ ኺበኽዩ። ንወዲ ሰብ ከኣ ብብዙሕ ሓይልን ግርማን ብደበና ሰማይ ኪመጽእ ከሎ ኺርእይዎ እዮም።
31: ንመላእኽቱ ኸኣ ብብርቱዕ ደሃይ መለኸት ኪልእኮም፡ ነቶም ሕሩያቱ ኻብቲ ሓደ ወሰን ሰማይ ክሳዕ እቲ ወሰን ሰማይ ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን ንፋሳት ኪእክብዎም እዮም። Amen

BiniamAlem-tg
Автор

Entay eyu eti tsegem bevidio zeytegeberwo

nalemna
join shbcf.ru